democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • ናባና እተዉ እምበር ሓቢርናን ተዳጋጊፍናን ንቃለስ ዘይብል እምነት ናበይ ዘምርሕዩ !
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Tel Aviv – Eritrean regime plans a ‘festival’ on Saturday – despite warnings of clashes
  • Three key points about the Gabon coup
  • Disguised as cultural festivals: Eritrean government spreads war propaganda with Kalashnikovs and calls for genocide
  • መሪሕ ቀላሲ ፖለቲካን ተባዕ ናይ ተግባር ሓይልን ይናበቡ ይተሓባበሩ
  • ፋሽሽትነት ገበን ‘ምበር ጀግንነት ኮይኑ ኣይፈልጥን
  • ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ

ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 15 August 2022
Hits: 260

ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

ክንፋነወካ ኣምላኽ ካብ ፈቐዶ

ወየ ወየ ክንብለልካ ብማዕዶ’’

ወደቦይ ገብረሚካኤል ኣለም

ተጋዳላይ ኣባል ውድብ ሳግም

ታሪኽካ ሂያው ዩ ንዘለኣለም’’

Read more: ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021
Hits: 727

ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

ብጉጅለ ኢሰያስ መን ዘይተበደለ

ብደቂ መታሕት ከም ዝተዓብለለ

ዮሴፍ ሱሳ ካብ ሚእቲ ዮም ዝበለ

እንታይ ዕላማ ክሃርም ስለ ዝደለ’’

Read more: ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

መልሲ ንመቃናጀውቲ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021
Hits: 745

መልሲ ንመቃናጀውቲ

ሙሁራት ኢና በሃልቲ

ንፋስ ዘእትዉ በተንቲ’’

Read more: መልሲ ንመቃናጀውቲ

ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021
Hits: 722

ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ

ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ

ብዋጋ ደምና ንውሑዳት ጠቕሚ

ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ተጠቃሚ

ንሰሐቕ ኢሰያስ ብክያት ዩ ዝዛዘሚ’’

Read more: ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ

ወየ ወየ ኣፋኒዉኒ ኢሉ ሐርበኛ ብርሃነ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021
Hits: 718

ወየ ወየ ኣፋኒዉኒ ኢሉ ሐርበኛ ብርሃነ

ዓው ኢሉ ዝመከተ ፍትሒ ምስ ተሳእነ

ትም ኣልብልን ነዓይ ይጥዓመኒ ኢለ ኣነ’’

ኣባል ግንባር ኮይኑ ተቓሊሱ ክሳብ ነጻነት

እንቢ ዝበለ ንናይ ጉጅለ ህግደፍ ባርነት

ጭርሖኡ ፍትሒ ይንገስ ንመሰ ንሐርነት

እዚዩ መግለጺ ትብዓት ኤርትራውነት’’

Read more: ወየ ወየ ኣፋኒዉኒ ኢሉ ሐርበኛ ብርሃነ

ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021
Hits: 763

ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ

ልሳነይ ኣይዓጽፍን ሐንቲ ያ ቃለይ

ንሃገሮም እዮም ተበጅዮም ደቂ ኤረይ

ጭርሖኦም ኣሞራ ይብልዓዮ ስጋይ

ኣውሊዔይ ጽላለይ ኣለኹልኪ ባዕለይ’’

Read more: ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ

ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ፍትዊ ተኽለ ወየ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021
Hits: 719

ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ፍትዊ ተኽለ ወየ

ብግጥሚ ሐወየ ሐወየ እንዳበልኩ ክፋነዎ ደልየ‘‘

ወረኺ ኣይጠዓመን ጀነቫ ጀነቮ

ፍትዊ እንታይ ረኺብዎ ንገርና እባ

እንዳባ ይሐቱ ኣለዉ ካብ ሩሑቕ ቀረባ‘‘

Read more: ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ፍትዊ ተኽለ ወየ

ንባሕርና ንምውራር ዝተኣለመ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021
Hits: 719

ንባሕርና ንምውራር ዝተኣለመ

እዚ ኩናት ንጹር ተልእኾ እዩ ዘለዎ

ጠቕሊሉ ከረክቦም ነቶም ዝለኣኽዎ

ኢሰያስ ኣቢዪ ደብረጽዮን ዝኣለምዎ‘‘

Read more: ንባሕርና ንምውራር ዝተኣለመ

  1. ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ
  2. ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ: ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ
  3. ኣብዚ,10,ዓመታት ደጀና ፓልቶክ፡ ባይታና መድያታት ምስ ፌስቡክ
  4. ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

Page 1 of 7

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
Designed by atict.com