democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • National  Dialogue for building democracy in Eritrea
  • ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
  • ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
  • መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት  ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
  • “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Democratic Federalism its advantages and disadvantages
  • ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
  • ኣፍሪቃ፡ ሓንቲ ሃገር ወይስ ሓንቲ ኣህጉር?
  • ንእንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ዓወት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕፍር መርድእ ሞት ስርዓተ ትምህርቲ፡-
  • Experience of Eritrean National Unity and modes of transition to democracy in Eritrea?
  • ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
  • State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
  • ህግደፍ ክሳብ ዝውገድ ብፍሉይ ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብም ኣይትዛረቡ፡ ብዝተሓተ ሓባራዊ መቖሚያታት ጥራሕ ተቐየዱ፡ ማለት ብተግባር ዘስርሕ ሜላ ኣይኮነን።
  • Mass exodus of Tigrayan, Eritrean youth gives rise to entrenched human trafficking network
  • ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ብንቅሓት ዝውነን ፖለቲካዊ ሓሳብ ‘ምበር፡ ብልግሲ ዝወሃብ ወይ ድማ ብምጽወታ ትቕበሎ  ግኡዝ ነገር ኣይኮነን።
  • ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
  • ፖለቲካዊ ጽላላት ብምቐያር ጥራሕ፡ ልፍንታዊ ግንባራት ክዕወቱ ኣይክእሉን‘ዮም፤
  • ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡

ብኤሊት ትግራይ ዝተመወሉ መልስኹም ተቐበሉ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 23 August 2020
Hits: 1209

ብኤሊት ትግራይ ዝተመወሉ

መልስኹም ተቐበሉ‘‘

በዓል ኣንበላይ ፈርስ ዓዋተ ዝመራሒኦም

ምስ ብጾቱ ሐርበኛታት ድርብ ዝሐሞቶም

ብኣቡ ዓሸራ ኣብ ጎቦ ኣዳል ከቲቶም

ብ61 መስከረም እወ ሰውራ መስሪቶም‘‘

Read more: ብኤሊት ትግራይ ዝተመወሉ መልስኹም ተቐበሉ

ካብ ብኣውራጃ ጽልኢ ምፍሐር ካብ ኣብ ዘረባ ተጸሚድካ ምንባር መድሕን ህዝቢ ንኹን ብተግባር‘‘

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 16 August 2020
Hits: 1165

ካብ ብኣውራጃ ጽልኢ ምፍሐር

ካብ ኣብ ዘረባ ተጸሚድካ ምንባር

መድሕን ህዝቢ ንኹን ብተግባር‘‘

ብሰላሕ መላሕ

ከየግርሁና በዓል ጎራሕ

ሐሊፍናዮም ንጽናሕ;;

Read more: ካብ ብኣውራጃ ጽልኢ ምፍሐር ካብ ኣብ ዘረባ ተጸሚድካ ምንባር መድሕን ህዝቢ ንኹን ብተግባር‘‘

ተናዘዛ ተናዘዙ ‘‘ኣቢዪ ኣሕመድ ቀይር ማርሻ‘‘፡ ኤርትራ ኣይትኸውንንያ ናትኩም ውርሻ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 03 August 2020
Hits: 1251

ተናዘዛ ተናዘዙ ‘‘ኣቢዪ ኣሕመድ ቀይር ማርሻ‘‘ ኤርትራ ኣይትኸውንንያ ናትኩም ውርሻ‘‘

Read more: ተናዘዛ ተናዘዙ ‘‘ኣቢዪ ኣሕመድ ቀይር ማርሻ‘‘፡ ኤርትራ ኣይትኸውንንያ ናትኩም ውርሻ

ካብ ጻባ, ዘይተረኸበስ ካብ ማይ ጸባ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 19 July 2020
Hits: 1274

ካብ ጻባ,

ዘይተረኸበስ ካብ ማይ ጸባ

ህዝቢ ኤርትራ ረኻቢ ጸበባ

ንሃገርና መድሐና መንዩ ህዝባ‘‘

ንጉዳይናስ ባዕልና ደኣ

Read more: ካብ ጻባ, ዘይተረኸበስ ካብ ማይ ጸባ

ትግራይ መድያ ዶ ምንዮት ኤሊት ትግራይ‘‘

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 12 July 2020
Hits: 1312

ኤርትራና ኣይፋላለይን እዩ ህዝባ

ተጋሩ ዓዘራ ዘለዎ ዘረባ ሕደጉ ባ

ደቂ ኤረይ ንድሐነት ህዝባ ሃየ እባ

Read more: ትግራይ መድያ ዶ ምንዮት ኤሊት ትግራይ‘‘

ሽሕ ይምቱ ክንዲ ሽሕ ኣይሙት

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 25 June 2020
Hits: 1291

ጅግንነት ደቂ ኤረይ ኣለዎ ሐለፋ

ክነዘንቱ ዶ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ

ንዓና ንተዛረብቲ ጥራይ ገዲፋ

ጅግንነትኩም ንዓኹም ደጊፋ

ምሳኹም ተነጽፋ ድያ ተሪፋ‘‘

Read more: ሽሕ ይምቱ ክንዲ ሽሕ ኣይሙት

ንኢሰያስን ጭፍርኡን ክነልግስ ብዘይ ወዓል ሕደር ንበል ብግስ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 19 June 2020
Hits: 1242

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ክነግስ

ንኢሰያስን ጭፍርኡን ክነልግስ

ብዘይ ወዓል ሕደር ንበል ብግስ‘‘

ኣንጊሆም ህግደፋዊያን እንበር

መን ከዲዑ ንህዝቢ ንሃገር

ዓገብ ዘይብሉ እንዳለ ንደመር‘‘

Read more: ንኢሰያስን ጭፍርኡን ክነልግስ ብዘይ ወዓል ሕደር ንበል ብግስ

ኣብዛ ሕማቅ ግዜ ከድካ ዶ ግርማይ ኢዱ ዘርጊሑ ይቀበልካ ኣብ ሰማይ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 19 June 2020
Hits: 1255

ኣዝማሪኖ ግርማይ ሰመረ ወዲ ዓላዊ

ግርማይ ሰመረ ሕቡን ኤርትራዊ

ሕድሩ ዘይጠለመ ተቃላሳይ ሃገራዊ

Read more: ኣብዛ ሕማቅ ግዜ ከድካ ዶ ግርማይ ኢዱ ዘርጊሑ ይቀበልካ ኣብ ሰማይ

  1. ኣቲ ኤረይ መለይ ንኤርትራዊ መንእሰይ በልዮ ንስኻ ዋሕሰይ
  2. ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ኣብራሃም ተኽለ
  3. ደቂ ኤረይ ተቐርቂርና እንበር
  4. ኣብ ዘይሰምዓካ ደብሪ ኣትማህለል

Page 3 of 8

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
Designed by atict.com