democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • National  Dialogue for building democracy in Eritrea
  • ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
  • ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
  • መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት  ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
  • “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Democratic Federalism its advantages and disadvantages
  • ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
  • ኣፍሪቃ፡ ሓንቲ ሃገር ወይስ ሓንቲ ኣህጉር?
  • ንእንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ዓወት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕፍር መርድእ ሞት ስርዓተ ትምህርቲ፡-
  • Experience of Eritrean National Unity and modes of transition to democracy in Eritrea?
  • ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
  • State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
  • ህግደፍ ክሳብ ዝውገድ ብፍሉይ ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብም ኣይትዛረቡ፡ ብዝተሓተ ሓባራዊ መቖሚያታት ጥራሕ ተቐየዱ፡ ማለት ብተግባር ዘስርሕ ሜላ ኣይኮነን።
  • Mass exodus of Tigrayan, Eritrean youth gives rise to entrenched human trafficking network
  • ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ብንቅሓት ዝውነን ፖለቲካዊ ሓሳብ ‘ምበር፡ ብልግሲ ዝወሃብ ወይ ድማ ብምጽወታ ትቕበሎ  ግኡዝ ነገር ኣይኮነን።
  • ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
  • ፖለቲካዊ ጽላላት ብምቐያር ጥራሕ፡ ልፍንታዊ ግንባራት ክዕወቱ ኣይክእሉን‘ዮም፤
  • ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡

ግደፉ ደም ኣይትወለፉ እዚኦም ከለዉ ኩርኳሕ ሽግርና ኣበይ ክይፍትሕ ኣይበዝሔን ዶ ምፍርራሕ‘‘

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 08 December 2019
Hits: 1405

ጀነራል ናይ ዓሻ ጎልጎል

ብዙሕ ሃለውሎው ኣይትበል

ስርሒት ዓዲ ዃላ ሰንበል

ጅግንነት ስርሒት ፈንቅል

Read more: ግደፉ ደም ኣይትወለፉ እዚኦም ከለዉ ኩርኳሕ ሽግርና ኣበይ ክይፍትሕ ኣይበዝሔን ዶ ምፍርራሕ‘‘

ንሰላማዊ ሰልፊ ኦስሎ ብግጥሚ ደገፈይ ክገልጽ ብልሳን ህዝቢ ክነድምጽ መንዩ ንመሰልና ዝረግጽ‘‘

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 03 December 2019
Hits: 1480

ኣብ ኦስሎ ዝበሃል ዘሎ

ኣቢዪ ከምዘይ ውክሎ

ህዝቢ ክቃወም ከሎ

መንዩ ዝፍትን ክሕንኩሎ‘‘

Read more: ንሰላማዊ ሰልፊ ኦስሎ ብግጥሚ ደገፈይ ክገልጽ ብልሳን ህዝቢ ክነድምጽ መንዩ ንመሰልና ዝረግጽ‘‘

ካብ ምንጪታት ቶጎሩባ ተበጊሰ ንህዝቢ ኣብ ዓዲ እንዳ ኣባሳበሰ ንሰብኣዊ መሰል ንሐርነት ዝጠሐሰ ቅሳነት የለን ህግደፍ ከይተደምሰሰ‘‘ ብኡኩይ ንጥፍኣት ዝተደጎለ ሐዊ ንደቀባት ኣጽኒቱ ንጓኖት መጣዊ ዳህላክ ኣፍ ኣውጺእኪ እባ ተዛረቢ ኣብ ዓዲ ኣበይቶ የእዊ ኣሎ ህዝቢ‘‘ ብኣውያት ኣይትግበርን መሰላት ኣቱም ኤርትራዊያን ደቀባት የድሊሎ ኣብ ባይታ ምምካት‘‘ ንሕጊ ኣልቦ ጉጅለ ወዲኒ ንጭፍራ ህ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 03 December 2019
Hits: 1453

ካብ ምንጪታት ቶጎሩባ ተበጊሰ

 ብኡኩይ ንጥፍኣት ዝተደጎለ ሐዊ

ንደቀባት ኣጽኒቱ ንጓኖት መጣዊ

ዳህላክ ኣፍ ኣውጺእኪ እባ ተዛረቢ

Read more: ካብ ምንጪታት ቶጎሩባ ተበጊሰ ንህዝቢ ኣብ ዓዲ እንዳ ኣባሳበሰ ንሰብኣዊ መሰል ንሐርነት ዝጠሐሰ ቅሳነት የለን ህግደፍ ከይተደምሰሰ‘‘ ብኡኩይ ንጥፍኣት...

መንዩ ደመኛና ደቂ ኤረ መንዩ ቆፎ ንህቢ ዝሰበረ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 03 December 2019
Hits: 1432

ምስ ወያነ ሐይሉ ዘስመረ

ትማሊ ብደምና ዝተቛመረ‘‘

ኤርትራ ባጽዕን ዓሰብን ወደባታ

ንኤርትራ ኤርትራዊያን ዋናታታ

Read more: መንዩ ደመኛና ደቂ ኤረ መንዩ ቆፎ ንህቢ ዝሰበረ

መንዩ ሐቀኛ‘‘ መንዩ ተሐታቲ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 21 November 2019
Hits: 1389

ሐቂ ዶ ክንዛረብ

ታሪኽ ጀጋኑ ክምዝገብ

ተዓዛቢ ምዃን ዓገብ‘‘

Read more: መንዩ ሐቀኛ‘‘ መንዩ ተሐታቲ

እታ መዓልቲ ክትብልያ ደበኽ ናይ ክድዓት ባርነት ክብተኽ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 13 November 2019
Hits: 1467

ወዲ ዓሻ ክልተ ግዜ ይውቃዕ

ኣያክል ብሐሶት ምልኻዕ

ሐላፍነትካ ዘይምዝንጋዕ‘‘

Read more: እታ መዓልቲ ክትብልያ ደበኽ ናይ ክድዓት ባርነት ክብተኽ

ኤረና ዶ ብህግደፍ ትሕሎ 3ይ ክፋል

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 13 November 2019
Hits: 1499

ህግደፍ ብኸመይ ይዕወት

ብፕሮፖጋንዳ ብውዲት ብሐሶት

ብከይትእሰር መሰልካ ኣይትሕተት

ካብ ምሸት ናብ ንግሆ

Read more: ኤረና ዶ ብህግደፍ ትሕሎ 3ይ ክፋል

ኤረና ዶ ብህግደፍ ትሕሎ (2ይ) ክፋል

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 27 October 2019
Hits: 1496

ብኣቢዪ ከይተተከኤ

ህዝቢ እንዳ ጠፍኤ

ዋጉኡ ከይበዝሔ

ኣማዕዲና ኣይንርኤ‘‘

Read more: ኤረና ዶ ብህግደፍ ትሕሎ (2ይ) ክፋል

  1. ሃልሃልታ መለይ ዑፍ ዓሲላታ
  2. ጅንጅብል መን እንተበሉኻ መን ትብል‘‘
  3. ኤርትርዊት ማሕዘል ክሳብ ማዓስ ክትብደል
  4. ሐጋዚኣ ዝረኣየት ባርያስ‘‘መዲዳ ትሐብእ ኣብዛ ዓለምና ክንደይ ኣሎ ሕልንኡ ክፉእ

Page 5 of 8

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
Designed by atict.com