
©N‹V[ï¥gñ ´}lX ሓድነት „íXqV
DEMOCRATIC FRONT for ERIREAN UNITY



Welcome to Democrasia.Org
©N‹V[ï¥gñ ´}lX ሓድነት „íXqV DEMOCRATIC FRONT for ERIREAN UNITY الجبهة الديمقراطية الشعبية الإريتريةIf you have got problems to read the tigrigna part of our website pleaseሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢኣገዳሲ ሓበሬታ ንኽሎም ደረስቲወብሳይትና ኣብ'ዚ ዘለዎ ደረጃ ንምብጻሕ ብዝለገስክምዎ ኣበርክቶ እናመስገንና ንቐጻሊ እውን እቲ መዘና ዘይብሉ ኣስተዋጽኦኻትኩም ከይፍለየና ሓደራ እናበልና እዚ ዝስዕብ ሓበሬታ ንህብ። ሰነዳት ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራፖለቲካዊ መደብ ህደግኤ 2006 |
|
|
| ሰላማዊ ሰልፊ ን25 ግንቦት ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ኒደራድ) |
ህዝብና ኣብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ ኣደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምዃን ብዘሰንብድ ጭካኔ ዝመልኦ ኣዚዩ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እና ወረደ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ሎምስ ኵልና ብሓባር ይኣክል ንግፍዕን ጭኰናን ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ዘይንብለሉ ምኽንያት የለን። |
| Read more... |
| ኣገዳሲ ሓበሬታ |
ብመኽንያት መበል 21 ዓመት ነጽዝነት ኤርትራ ንቐዳም 26-05-2012 ኣጋይሽ ዓዲምና ኣስተምህሮ …. |
| ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሲያትል |
| ኣኼባ ዝግበረሉ ቦታ፡
ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ሲያትልን ከባቢኣን ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት፡ ሰንበት 27 ግንቦት, 2012፡ ኣኼባ ዝጅመረሉ ሰዓት፡ 6፡00 ድሕሪ ቀትሪ |
| Read more... |
| ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን |
ብምኽንያት 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ህዝብና ነቲ ብመስዋእትን ስንክልናን አሽሓት ደቁ ህያው ዝኾነ መዓልቲ ናጽነት ንምዝካር አብ ዝሸባሸበሉ ዘሎ ግዜ በቲ ካልእ ወገን ድማ ባህግናን ትምኒትናን ተጨዊዩ ኤርትራዊ አብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ |
| Read more... |
| دعوة إلى جميع الإرتريين محبي السلام والديمقراطية في برمنجهام وضوحيها መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ተቐማጦ በርሚንጋሃምን ከባቢኣን |
| لمظاهرة سلمية ضذ النظام هقدف في إرترية
أمام السفارة الإرترية في لندن يوم الجمعة الموافق: 25/05/2012 من الساعة 11 صباحاً حتى 5:00 مساءاً ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ሰርዓት ህግደፍ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኤሪትራ ሎንደን ንዓርቢ ዕለት 25.05.2012 ካብ ሳዓት 11፡00 ክሳብ ስዓት 5፡00 ናይ ምሸት |
| Read more... |
| اجتماع هام في ميدلاند |
يسر اللجنة الجماهيرية والاجتماعية في المجلس الوطني للتغيير الديمقراطي - إقليم أوروبا دعوة جماهيرنا الإرترية إلى الاجتماع الثاني الهام الذي سيعقد في مدينة برمنجهام من أجل اختيار لجنة شعبية تشارك في تنفيذ برامج المجلس الوطني.
|
| Read more... |