democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • National  Dialogue for building democracy in Eritrea
  • ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
  • ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
  • መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት  ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
  • “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Democratic Federalism its advantages and disadvantages
  • ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
  • ኣፍሪቃ፡ ሓንቲ ሃገር ወይስ ሓንቲ ኣህጉር?
  • ንእንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ዓወት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕፍር መርድእ ሞት ስርዓተ ትምህርቲ፡-
  • Experience of Eritrean National Unity and modes of transition to democracy in Eritrea?
  • ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
  • State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
  • ህግደፍ ክሳብ ዝውገድ ብፍሉይ ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብም ኣይትዛረቡ፡ ብዝተሓተ ሓባራዊ መቖሚያታት ጥራሕ ተቐየዱ፡ ማለት ብተግባር ዘስርሕ ሜላ ኣይኮነን።
  • Mass exodus of Tigrayan, Eritrean youth gives rise to entrenched human trafficking network
  • ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ብንቅሓት ዝውነን ፖለቲካዊ ሓሳብ ‘ምበር፡ ብልግሲ ዝወሃብ ወይ ድማ ብምጽወታ ትቕበሎ  ግኡዝ ነገር ኣይኮነን።
  • ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
  • ፖለቲካዊ ጽላላት ብምቐያር ጥራሕ፡ ልፍንታዊ ግንባራት ክዕወቱ ኣይክእሉን‘ዮም፤
  • ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡

ብምኽንያት መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።

Details
Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
Published: 11 September 2023
Hits: 1243

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ንባሕቲ መስከረም 1961  ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ መሰረት ዝኾነ፡ ታሪኻዊ ፖለቲካውን ሕጋውን ፍትሓዊ ህዝባዊ ሕቶና እንታይ ነይሩ? ነዚ ክውን ንምግባር ካብ 1961 ክሳብ 1991 ን30 ዓመታት ዝተኻየደ ደማዊ ህዝባዊ ኲናት፣ ኣብኡ ዝተኸፍለ ኩሉ-ዓይነት መስዋእቲ፣ ዝተመዝገበ ጽንዓትን ጀግንነትን ብምዝካር፡ ኤርትራ ብ1991 ካብ ማዕዳዊ መግዛእታዊ ኣርዑት ተገላጊላ፡ ብ1993 ኣብ ቅድሚ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ብዝተኻየደ ሕጋውን ወግዓውን ህዝበ ውሳኔ (ረፈረንዱም) ልኡላዊት ሃገር ምዃና  ከም ዘረጋገጸት ይፍለጥ።

Read more: ብምኽንያት መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።

جمعية اإلغاثة والتنمية اإلريترية العاملية تقریر صحف

Details
Written by: Super User
Published: 02 February 2022
Hits: 1843

زخم كبير في معدالت الهجرة، خاصة بني جيل الشباب إلى دول الجوار وخاصة إلى السودان وإثيوبيا. حريتهم، فقد واجهوا فظائع مروعة والهجرات. خالل الكفاح املسلح للشعب اإلريتري، خاصة بعد التحرير، كان هناك املستعمرين، وفي وقت الحق في األربعينيات من القرن املاضي، بدأت حركة مسلحة ضد الهيمنة األثيوبية من أجل منذ أن بدأت شعوب إريتريا في التحرر من االضطهاد السياسي واالجتماعي والثقافي الذي تعرضوا له من قبل

Press release Worldwide Eritrean Relief and Development Association

Details
Written by: ERDA
Published: 31 January 2022
Hits: 1395
  •  Brutal and heavy fighting in the Horn of Africa countries in general and in Ethiopia in particular are echoed by the United Nations (UN) and other social media platforms.

Let us express our deepest sorrow at the atrocities and slaughter that is and continues to be committed on and on against the civilian

Read more: Press release Worldwide Eritrean Relief and Development Association

ደምዳሚ መግለጺ - ዓለም-ለኻዊ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ

Details
Written by: ERDA
Published: 31 January 2022
Hits: 1232
  •  ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት ኪዋግኡ ካብ ዝጅምሩ ኣትሕዞም ነቲ ብሰንኪ ዓመጽቲ ገዛእቲ ዝወርዶም ዝነበረ ኣደራዕ፡ ብፖለቲካውን ማሕበረ-ቁጠባውን ባህላውን፡ ቀጺሉውን ብብረታዊ ቃልሲ ጸረ ኩሎም ገዛእቲ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኣንጻር ጭቆና ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ፡ ኤርትራውያን ኣደዳ ኵናትን ስደትን ኰይኖም ኢዮም። ኣብ ጊዜ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኮነ፡ ብፍላይ ድማ ድሕሪ ‘ሃገራዊ ናጽነት’፡ ናህሪ ስደት መንእሰይ ወለዶ ናብ ጎሮባብቲ ሃገራት፡ ብፍላይ ድማ ናብ ሃገረ ሱዳንን፡ ኢትዮጵያን ክውሕዝ ተራእየ።

Read more: ደምዳሚ መግለጺ - ዓለም-ለኻዊ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ

Press Release World-wide Eritrean Relief and Development Association

Details
Written by: ERDA
Published: 31 January 2022
Hits: 1304

Ever since the peoples of Eritrea began to break free from the political, social and cultural oppression to which they were subjected by the colonialists, and later during the armed strugle against the Ethiopian domination for their freedom, they have faced appalling atrocities and migrations. During the armed struggle of the Eritrean people, especially after the liberation, there was a momentum of heigh emigration rate, especially among the young generation to neighboring countries, especially to the Sudan and Ethiopia.

Read more: Press Release World-wide Eritrean Relief and Development Association

መግለጺ ማኣሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ ንህሉዊ ኩነታት።

Details
Written by: Super User
Published: 15 July 2021
Hits: 1676

መግለጺ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ንዓወት ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ

 

 

ሓድነታዊ መግለጺ ናይ ሰለስተ ኣሓት ውድባት

Details
Written by: UJC, UDC, ENSF-Hidri
Published: 07 March 2021
Hits: 1882

ሓድነታዊ መግለጺ ናይ ሰለስተ ኣሓት ውድባት

ሃገርና ኤርትራ ኣብ ከቢድ ኩሉ መዳያዊ ጸገም ኣትያ ከም ዘላ ዓለም ምሉእ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ዝዀነ ይኹን መባእታዊ ቀረብ ክረክብ ዘይተዓደለ፣ ፖለቲካ ንውሑዳት ኣካላት ጥራት ዝምልከት ኰይኑ ንኻልኦት ኤርትራውያን ገበን ዝዀነሉ፣ መሰረታዊ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላቱ ዘይተኸብረሉ፣ ብዘይሕግን ፍርድን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝዳጐነሉ፡ ብሕጽር ዝበለ ፍርሒ፡ ጥመት፡ ድንቁርና ወዘተ ዓብሊሎም ንህዝብና ከሳቕዩ ይርኣዩ ኣለዉ። ንሱ ከይኣክል እዚ ቋንቋ ውግእ ወረ ውግእ እምበር ቋንቋ ዲፕሎማሲ ዘይፈልጥ ጉጅለ ህግደፍ፡ ነጸብራቕ ውሽጣዊ ፖሊስኡ፣ ወግሐ ጸብሐ ነጋሪት ናይ ውግእ ኣዋጅ እንዳሃረመ ምስ ኩለን ዝዳወባና ሃገራት ውግእ ከፊቱ፣ ንህዝብና ኣብ ዘይረብሓሉ ውግኣት ክኣቱ ክስዋእን ክስንክል ክስደድን ክበታተንን ይርአ ኣሎ።

Read more: ሓድነታዊ መግለጺ ናይ ሰለስተ ኣሓት ውድባት

መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ተባሪዑ ዘሎ ኩናት

Details
Written by: ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለው
Published: 06 November 2020
Hits: 2074

ENCDCካብ ወጋሕታ 4 ሕዳር 2020 ማዕከናት ዜናታት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ ክልላዊ መንግስታት ትግራይን ኣምሓራን፡ ኣብ ትግራይ ኩናት ከም ዝተባረዐ ብወግዒ ዝሕብር በብወገኖም ዝሃብዎ መግለጺታት ተኸታቲልና። ህዝቢ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስን፣ ብሰፊሕ ዘመተ ኣንበጣን ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ እዋን መርድእ ኩናት ምስማዕ ኣዝዩ ኣጒሃይን ኣሕዛንን’ዩ።

Read more: መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ተባሪዑ ዘሎ ኩናት

  1. بيان المجلس الوطني الارتري بشأن اندلاع الحرب في إقليم تجراي الإثيوبي
  2. መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ
  3. ጋዘጣዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ ንጥፈታት ኣበጊሱ Press Release Eritrean Political Forces Coordination Committee Launches Various Joint Political Tasks تصريح صحفي لجنة التنسيقية للقوى السياسية الإرترية تطلق العديد من الأنشطة السياسية ال
  4. ሓደ መስከረም ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን/ኤርትራ/ሆደ

Page 1 of 9

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
Designed by atict.com