democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • National  Dialogue for building democracy in Eritrea
  • ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
  • ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
  • መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት  ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
  • “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Democratic Federalism its advantages and disadvantages
  • ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
  • ኣፍሪቃ፡ ሓንቲ ሃገር ወይስ ሓንቲ ኣህጉር?
  • ንእንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ዓወት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕፍር መርድእ ሞት ስርዓተ ትምህርቲ፡-
  • Experience of Eritrean National Unity and modes of transition to democracy in Eritrea?
  • ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
  • State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
  • ህግደፍ ክሳብ ዝውገድ ብፍሉይ ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብም ኣይትዛረቡ፡ ብዝተሓተ ሓባራዊ መቖሚያታት ጥራሕ ተቐየዱ፡ ማለት ብተግባር ዘስርሕ ሜላ ኣይኮነን።
  • Mass exodus of Tigrayan, Eritrean youth gives rise to entrenched human trafficking network
  • ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ብንቅሓት ዝውነን ፖለቲካዊ ሓሳብ ‘ምበር፡ ብልግሲ ዝወሃብ ወይ ድማ ብምጽወታ ትቕበሎ  ግኡዝ ነገር ኣይኮነን።
  • ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
  • ፖለቲካዊ ጽላላት ብምቐያር ጥራሕ፡ ልፍንታዊ ግንባራት ክዕወቱ ኣይክእሉን‘ዮም፤
  • ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡

بيان المجلس الوطني الإرتري في الذكرى الثامنة والعشرين لاستقلال إرتريا

Details
Written by: مكتب الاعلام والثقافة للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي 24
Published: 31 May 2019
Hits: 1703

Eritrean National Council for Democratic Change

بيان المجلس الوطني الإرتري 

في الذكرى الثامنة والعشرين لاستقلال إرتريا

جماهير شعبنا الإرتري،

يصادف 24 من مايو الذكرى الثامنة والعشرون لاستقلال إرتريا من الاستعمار الإثيوبي، الذي تحقق بفضل النضالات السلمية والمسلحة التي خاضها شعبنا الإرتري، وتضحيات جسيمة قدمها على مدى نصف قرن تقريبًا.

Read more: بيان المجلس الوطني الإرتري في الذكرى الثامنة والعشرين لاستقلال إرتريا

ደምዳሚ ኣዋጅ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

Details
Written by: ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
Published: 04 May 2019
Hits: 1864

ENCDCኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ናይ ነዊሕ ዓመታት ደውታ፣ ነቲ ዘጋጠሞ ቅልውላው ሰጊሩ፣ ኣብ መንጎ ኣካላቱ ዝኾኑ ሓይልታት ብዝነበረ ዘይምኽኑይ ምስሕሓባትን ካልእ ወድዓዊ ምኽንያታትን ዝተፈጥረ ቅልውላው ኣሊዩ፣ ኣብ ገዛእ ዓቕሙ ተመርኲሱ፣ ኣብ ትሕቲ “ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፣ ነጻነትናን ልዑላውነትና ንምዕቃብን፣ ሓድነት ህዝብና ንምዕዛዝን፣ ህልውን መጻእን ዕድልና ባዕልና ንምቊጽጻርን” ዝብል ጭርሖ፣ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤኡ ካብ ሚያዝያ 16 ክሳብ 21 2019 ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ኣሰላሲሉ።

Read more: ደምዳሚ ኣዋጅ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

„ሰላመ ….. ለርሑቃን፣ ወሰላም ለቅሩባን“ ኤፌ. 2:17

Details
Written by: ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ
Published: 26 April 2019
Hits: 1809

Katholik bishop„ሰላመ ….. ለርሑቃን፣ ወሰላም ለቅሩባን“ ኤፌ. 2:17

ንሃግራዊ ዕርቀ-ሰላም ዚጽውዕ

ሓዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ

 

 

 

 

 

መልእኽቲ ካብ ደብረ ቢዘን

Details
Written by: ናይ ብርዒ ስመይ ኣባ ጳዉሎስ ደብረ ቢዘን ኤርትራ
Published: 26 April 2019
Hits: 1892

debre Bizenበስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ

እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ እወ ልክዕ ከምኡ ኪኸዉን እዩ፡ ምሩኻት እቲ ጅግና ኺምለሱ እዮም፡ ምርኮ እቲ ጨኳኒ ኸኣ ኺምለስ እዩ። ኣነ ኸኣ ንመጻርርትኺ ኽጻረሮም፡ ንደቅኺ`ዉን ከድሕኖም እየ ትንቢት ኢሳይያስ 49: 25።

መልእኽቲ ናብ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ወጻኢ ሃገር እትርከቡ ደቀይን ኣሕዋተይን። ኣነ ፈላሲ ኾይነ ኣብ ደብረ ቢዘን ካብ ዝመንኮስኩላ ዕለት፡ ንዓለምን ፍትወታን ከም ዝሞትኩ እፈልጥ እየ። ፈላሲ ማለት ኣብ ቅድሚ ዓለም ሙማት ማለት እዩ። እቲ መንፈሳዊ ትርጉሙ ድማ ከምቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ክንዲ ህዝቢ ዓለም ዝሞተ፡ ንሕና ፈለስቲ ድማ ኣብ ክንዲ ህዝብናን ሃይማኖትናን ክሳዕ ሞት እሙናት ክንከዉን ይግበኣና። እምበኣር ንሕና ገዳማዉያን ኣቦታት ደብረ ቢዘን ኣብ ጉዳይ ኣቡነ እንጦንዮስ ይኹን ኣብ ጉዳይ ሃገር ብዓቅምና ከቢድ ቃልሲ ክነካይድ ጸኒሕና ኢና፡ ሕጂ ድማ ምስቶም ነዓይ ዝመስሉ ኮይና እቲ ዝዓበየ ግደ ክንጻወት ምኻና በዚ ኣጋጣሚ ኣቢለ ክገልጸልኩም እፈቱ።

Read more: መልእኽቲ ካብ ደብረ ቢዘን

Page 9 of 9

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
Designed by atict.com