መልእክቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ሮሞዳን ! رسالة المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي بمناسبة قدوم شهر رمضان الكريم
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባዲለ) ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ወርሒ ሮሞዳን ንመላእ ህዝብና ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ኣብ ኤርትራን ኣብ ዓለምን ከኣ ብፍላይ፣ ርሑስ ጾም ክገብረልና ልባዊ ምንዮትና ብምግላጽ፣ ቂምታን ጽልእን በኒኑ፣ ሰላምን ፍቕርን ሕውነትን ምትሕልላይን ሰፊኑ፣ ኣብ ሃገር ይኹን ኣብ ስደት ንዝነብር ህዝብና ከምኡ’ውን ንኹሉ ፍጡር ካብዚ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ተላባዒ ቫይረስ ክሮና (ኮቪድ 19) ልዑል ፈጣሪ ክሕልወናን ኢዱ ከንብረልናን ብልቢ ንጽሊ።
ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ
ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ቀጻሊ ናይ ተወሃሂድካ ምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ብዕምቝት እናተራዳድኡ ይኸዱ ምህላዎም ክንሕብር ደስ ይብለና። ብዛዕባ ንዓለምና ለቢዱ ዘሎ ሕማም ኣመልኪትና ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺእና ምንባርና ዝዝከር እዩ።
ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ
ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ቀጻሊ ናይ ተወሃሂድካ ምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ብዕምቝት እናተራዳድኡ ይኸዱ ምህላዎም ክንሕብር ደስ ይብለና። ብዛዕባ ንዓለምና ለቢዱ ዘሎ ሕማም ኣመልኪትና ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺእና ምንባርና ዝዝከር እዩ።
ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን ሓባራዊ መግለጺ
ንሕና አዞም ኣስማትና ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ 14 ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ካብ ዕለት 22.02 ክሳብ 23.02.2020 ኣብ ፍራንክፎርት፣ ሃገረ-ጀርመን፣ ሰሚናር ኣካይድና። ነቲ ብሰንኪ ሰርዓተ-ምልኪ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘንጸላሉ ዘሎ ሓደጋ መስተርሆት ንምርካብ ከኣ ብዕምቆት ተላዚብና።
ርሑስ በዓል ፋሲካን ትንሳኤ ክኾነልና ትምኒትና ወሰን የብሉን
ብሽም መሰረታትን መሪሕነትን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ‘‘ ዋዕሮታትን ሐርበኛታትን ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ‘‘ርሑስ በዓል ፋሲካን ትንሳኤ ክኾነልና ትምኒትና ወሰን የብሉን‘‘
ንኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ጾመሉጓም ፈትሐልኩም‘‘ወዲ ሰብ ዓቕሚ የብሉን እሞ‘‘ክርስቶስ በቲ ቁዱስ ደሙ ገሩ ንህዝቢ ዓለም ይፈውሶ‘‘ክርስቶስ ትንሳኤ ምውታን‘‘ኣጋዞ ለኣዳም‘‘ ኣሰሮ ለሰይጣን‘‘ ኢንዘሰ ኮነ ፍሳሃ ወሰላም ኣሜን ኣሜን‘‘ ኣስላምና ክስታና በብእምነትና ንጸሊ‘‘ ረብና ኣምላኽና
تصريح صحفي مشترك للقوى السياسية الإرترية 8 أبريل 2020
كان من المقرر أن تنتهي الحوارات التي انخرطت فيها قيادات القوى السياسية لعدة أشهر بعقد ملتقى في شهر مارس الماضي. إلا أن ذلك قد تعذر بسبب انتشار جائحة كوفيد 19. وواضعين في الإعتبار ما قد يتعرض له شعبنا في الداخل والخارج من مخاطر كبيرة جراء هذا الوباء المنتشر، فقد تقرر مواصلة الحوار مصحوبًا بخطوات عملية في هذا السياق. وكانت القوى السياسية الإرترية، بناء على تلك التفاهمات، قد قامت في الأول من إبريل الجاري بتوجيه رسائل مشتركة إلى الشعب الإرتري ، فضلًا عن إرسال مذكرة موجهة إلى المنظمات الإنسانية المختلفة، ومدير منظمة الصحة العالمية، وإلى مفوض المفوضية السامية للأمم المتحدة لشؤون اللاجئين.
Read more: تصريح صحفي مشترك للقوى السياسية الإرترية 8 أبريل 2020
ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና !! تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد
يتوجه المكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي بالتهنئة القلبية الحارة إلى المسيحيين في إرتريا، وإلى كافة مسيحيي العالم
Read more: ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና !! تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد
ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ 08.04.2020
ኣብ ሓባራዊ ስራሕ ንምጽማድ፣ ንገለ ኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ናይ መራሕቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት መስርሕ ዘተ ኣብ ወርሒ መጋቢት 2020 ክድምደም ተመዲቡ'ኳ እንተነበረ፣ ብምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ምክንያት እቲ ዝተሓስበ ዋዕላ ክካየድ ኣይተኻእለን።