- National Dialogue for building democracy in Eritrea
- ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
- ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
- መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
- “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
- Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
- Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
- Democratic Federalism its advantages and disadvantages
- ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
- ኣፍሪቃ፡ ሓንቲ ሃገር ወይስ ሓንቲ ኣህጉር?
- ንእንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ዓወት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕፍር መርድእ ሞት ስርዓተ ትምህርቲ፡-
- Experience of Eritrean National Unity and modes of transition to democracy in Eritrea?
- ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
- State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
- ህግደፍ ክሳብ ዝውገድ ብፍሉይ ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብም ኣይትዛረቡ፡ ብዝተሓተ ሓባራዊ መቖሚያታት ጥራሕ ተቐየዱ፡ ማለት ብተግባር ዘስርሕ ሜላ ኣይኮነን።
- Mass exodus of Tigrayan, Eritrean youth gives rise to entrenched human trafficking network
- ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ብንቅሓት ዝውነን ፖለቲካዊ ሓሳብ ‘ምበር፡ ብልግሲ ዝወሃብ ወይ ድማ ብምጽወታ ትቕበሎ ግኡዝ ነገር ኣይኮነን።
- ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
- ፖለቲካዊ ጽላላት ብምቐያር ጥራሕ፡ ልፍንታዊ ግንባራት ክዕወቱ ኣይክእሉን‘ዮም፤
- ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡
- Details
- Written by: المكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي
- Hits: 1950
تابعنا بكل أسف منذ صباح الرابع من نوفمبر 2020م ما ورد من بيانات رسمية وتصريحات في وسائل إعلام الحكومة الفيدرالية الإثيوبية والحكومات الإقليمية في كل من إقليمي تجراي وأمهرا تشير إلى اندلاع معارك في إقليم تجراي.
ونحن في المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي نعبر عن أسفنا البالغ لاندلاع هذه المواجهات العسكرية بين الأشقاء في إثيوبيا، في الوقت الذي يعاني فيه الشعب الإثيوبي من آثار جائحة كرونا، واجتياح الجراد الصحراوي مساحات شاسعة في المنطقة، وإلحاق أضرارٍ بالغة بالمحاصيل الزراعية
Read more: بيان المجلس الوطني الارتري بشأن اندلاع الحرب في إقليم تجراي الإثيوبي
- Details
- Written by: ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ
- Hits: 2011
ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ (ፖሓኤ)፡ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ምስሕሓብ ካብ 3 ናብ 4 ሕዳር 2020 ኣብ ዘውግሕ ናብ ጎንጺ ከም ዝማዕበለ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ተሓበረ ኣዝዩ ኣሕዚኑና። ብፍላይ ድሕሪ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ክልላዊ ምርጫ፡ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ኣብ ሕድሕዶም፡ እቲ ሓደ ነቲ ካልእ ከም ዘይፈልጦ ዝገልጽ ኣዋጃት ከውጽኡ እንከለዉ ስክፍታና መሊሱ ክውስኽ ጸኒሑ እዩ። እንተኾነ ብሰላም ክፈትሕዎ እዮም ዝብል ተስፋ’ውን ነይሩና።
- Details
- Written by: Eritrean Political Forces Coordination Committee
- Hits: 3656
The Eritrean Political Forces, which on 24 June 2020 issued a joint declaration pledging to coordinate their efforts to bring democratic change in Eritrea, have initiated their joint work on a number of important areas, including diplomacy, media, and mass mobilization activities. The political forces are Eritrean National Council for Democratic Change, Eritrean National Front, Eritrean People's Democratic Party, Unity for Democratic Change, and United Eritreans for Justice. The guiding principles bringing the political forces together are: (1) Protecting the sovereignty and territorial integrity of Eritrea; (2) Removing the autocratic regime with the unified power of the people; (3) Successfully transitioning Eritrea to a multiparty system of democratic governance; and (4) Submitting to rule-of-law and guaranteeing basic liberties and rights to the Eritrean people.
- Details
- Written by: ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ/ሆደ
- Hits: 1703
Read more: ሓደ መስከረም ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን/ኤርትራ/ሆደ
መበል 59 ዓመት ባሕቲ መስከረም እንቋዕ ኣብጽሓና። ባሕቲ መስከረም ነባሪ ንምጸብራቅ ልዑል ዘይተምበርካኺ ባህርያት ኤርትራውያን እያ። ባሕቲ መስከረም ሉኡላዉነትና ወኒንና ኣብ እነብዕለሉ እዋን ማዕረ ማዕሪኡ ን ጅግና ኣቦና ሓምድ እድሪስ ዓዋተን ቐያሕትን ጸለምትን ሱዉኣትና ብልዑል ሓበንን ክብርን እንዝክረሉ እዋን እውን እዩ። ሕድሪ ሱዉኣትና ንፍትሸላ፣ ዝጎደለ ክንምልእ ቓል ንኣትወላን’ያ።
- Details
- Written by: ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ
- Hits: 1740
Read more: ንቕዋማዊ ህዝባዊ ምርጫ ህዝቢ ትግራይ ደገፍና ንገልጽ ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ/ሆደ ጋዜጣዊ መግለጺ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን መርጻ ክልል ባቶን መንግስትን ትግራይ፣ መ/ም ሙሉውርቂ ኪዳነ ማርያም ምስ ሙሉኣት ናይ ስራሕ ብጾቱ ታሪኻዉን በዳህን መረጫ፣ ክመርሑ ዝተዋህቦም ሓደራ ብሰላምን ብዓወትን ክድምድሙ እናተተምኔና፣ ህዝብታትን ፖሎቲካዊ ዉድባትን ክልል ትግራይ እንቛዕ ኣብ’ዚ ሓምሻይ ህዝባዊ መርጻ ኣብጻሓኩም፣ እናበልና፣ ብሰላምን ዓወትን ከም ትድምድምዎ እናተኣማመና፣ ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ነዚ ህዝባዉን ፖሎቲካዉን ምርጫ ደገፍና ንገልጽ።
- Details
- Written by: ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)
- Hits: 1443
ኩነታት ሃገርና፡ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ፡ ኣዝዩ እናተሓላለኸ፡ ተኣፋፊ እናኾነ ይኸይድ ኣሎ። ሎሚ፡ ከም ቅድሚ ትማሊ፡ ወይ ድማ ከም ትማሊ ኣይኮነን። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ርእሰ-ፋሽስት ኢሳያስን ጉጅልኡን ካብ ትወድቕ፡ ካብ ትጽቢት ህዝብታትና ወጻኢ፡ በቶም ቀንዲ ዓቕምታት ሰብኣውን ማሕበረ ቁጠባዊ መዳይ ጥራሕ ኣይኮነትን እናዓነወት ትኸይድ ዘላ። ናጽነታን ልዑላውነታን ብጠቕላልኡ ኣብ ሕቶ ይኣቱ ኣሎ።
Read more: ሓድነትን ምሕዝነትን ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ፡ ብጣዕሚ-ህጹጽ ምላሽ ዝጠልብ ሕቶ!
- Details
- Written by: ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)
- Hits: 1349
ካብ ጽ'ባሕ ''ስምምዕ ሰላም'' ጀሚሩ፡ እዞም ክልተ ''መራሕቲ'' ዝተፈላለዩ ርክባት ከካይዱ ጸኒሖም'ዮም። እንታይ ተማኺሮም፡ እንታይ ወሲኖም ግን፡ ማንም ዝፈልጥ የሎን።
- Details
- Written by: ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)
- Hits: 1337
ፖሎቲካዊ ቅልውላው ቀርኒ-ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ከባቢና ድማ ብፍላይ፡ በብእዋኑ ሰማይ እናዓረገ ይኸይድ ኣሎ። ልዕለ ሓያላን ሃገራት ምዕራብን ናይ ማ/ምብራቕ ጎባልል ዝኾኑ መንግስታት ኣዕራብን፡ ንቀይሕ ባሕርን፡ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣብ ትሕቲኦም ንምእታው ከካይዱዎ ዝጸንሑ ሕቡእ ወፍሪ፡ ውጽኢቱ ብቕሉዕ ክረአን፡ ኣሉታዊ ጽልውኡ ከዕርፍን ንርእዮ ኣሎና።