ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ

Published: Friday, 06 November 2020
Written by በርሀ ዑቅባዝጊ

ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ

ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ

Read more: ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ

ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ: ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ

Published: Sunday, 25 October 2020
Written by በርሀ ዑቅባዝጊ

ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ

ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ

ድሕሪ 30 ዓመት ተዓዊቱ

ማፍያዊ ጉጅለ 29 ዓመቱ

ብኢዱ ስልጣን ዓትዒቱ

ህዝቢ ዓገብ ከይብል ተለኺቱ‘‘

Read more: ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ: ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ

ኣብዚ,10,ዓመታት ደጀና ፓልቶክ፡ ባይታና መድያታት ምስ ፌስቡክ

Published: Saturday, 10 October 2020
Written by በርሀ ዑቅባዝጊ

ኣብዚ,10,ዓመታት ደጀና ፓልቶክ

ባይታና መድያታት ምስ ፌስቡክ

ሕጂ ድማ ኣብ ዙም ትኽ ብትኽ

ዘረባ ንመጥጥ ክንዲ ነብሎ ብትኽ‘‘

ንድሕሪት ኣይንጉተቶ

ያኣክል ንሃገራዊ ባይቶ

ንጉጅለ ህግደፍ ክንምክቶ

ሕጅስ ናብ ስራሕ ንእቶ‘‘

ራህዋ ፍትሒ ዝሐረሞ ህዝቢ

ዝውስን ተሳኢኑ ዝብል እንቢ

ኑኡስ ምስ ዓቢ ተዛራቢ ኮይኑ

ግብሪ ጎዶሉ ምውሳን ተሳኢኑ‘‘

ዘዝኾረየ ኢዱ ምስ ኣከበ

ከም ጲላጥስ ኢዱ ዝሐጸበ

ነቐፌታ ንተቓውሞ ደንበ

ፍታሕ ኣይኮነን ዘዘርከበ

ኣፉ ዘዝሃቦ እንተ ተዛረበ

መን ክገብረልና ንጽበ

ኣየናይ ህዝቢዩ ዋጋ ከይሃበ

ብዘረባ ሐርነት ዝረኸበ‘‘

እንዳ ተባህለ ኣፍ ኣርክቡ

ኣብ ዘራባ መረት ዓሪቡ

ብድኽመት ውድባት ክዛረቡ

ንፋስ ይኣትዎም ምስ ተኣከቡ‘‘

ናብ ዘዝዓመረ ጕያ ያዕ ንበሎ

ንህግደፍ ካብ ሱሩ ክንነቕሎ

ተባህለ ኣይኮነን ዘድሊ ዘሎ

ኣብ ባይታ ግብሪ የድሊ ኣሎ‘‘

ብግዝያዊ መንግስቲ ደም ዘንብዖ

ተንቤናይ ንህዝብና ኣንጊሁ ዝከድዖ

ሃብቲ ሃገርና ኤርትራ ምስ መንዝዖ

ንህግደፍ በየናይ ዓንቀጽ ኢና ንረትዖ‘‘

ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ሕልሞም

ጉሒላ መምስ ዘመጸ ውዲት ይልም

ተዛረብቲስ ኣይወሐድናን እምም

ብማዕዶ ኮንካ ኣሰርሑን እባ ግርም

ኣለኹ ይበል ብህዝቡን ሃገሩን ዝሐምም‘‘

ምውርዛይ ያኣክል ሎምስ

ካብ ብማዕዶ ኢድና ንሐውስ

ኣይገበርኩምን እንታይ ይዓብስ

ዝሃንጽ ኣይረኤናን ብጀካ ዘፍርስ‘‘

Read more: ኣብዚ,10,ዓመታት ደጀና ፓልቶክ፡ ባይታና መድያታት ምስ ፌስቡክ

ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

Published: Monday, 07 September 2020
Written by በርሀ ዑቅባዝጊ

ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ

በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

ምስ ብጾቱ ምስ ሐርበኛታት ሰብ ድርብ ሐሞተ

ማፍያዊ ጉጅለ ህግደፍ ዶ ብነጻነትና ምተጻወተ‘‘

Read more: ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

Published: Monday, 07 September 2020
Written by በርሀ ዑቅባዝጊ

ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ

በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

ምስ ብጾቱ ምስ ሐርበኛታት ሰብ ድርብ ሐሞተ

ማፍያዊ ጉጅለ ህግደፍ ዶ ብነጻነትና ምተጻወተ‘‘

Read more: ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብእስ ኣየስረረንን ያኣክል ምሳይ ንትምክሕቲ የብሉን ቦታ

Published: Tuesday, 01 September 2020
Written by በርሀ ዑቅባዝጊ

ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብእስ ኣየስረረንን

ያኣክል ምሳይ ንትምክሕቲ የብሉን ቦታ

ካብ ራስ ቄሳር ካሳብ ራስ ዲሜራ ደቀባታ

ንጃንዳ ህግደፍ ነቶም መድመይቲ ንህዝብታታ

ተዋሃሂድና ክንኣልዮም ንውረድ ኣብ ባይታ‘‘

ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ ቀዳማይ ወለዶ

Read more: ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብእስ ኣየስረረንን ያኣክል ምሳይ ንትምክሕቲ የብሉን ቦታ

ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

Published: Monday, 07 September 2020
Written by በርሀ ዑቅባዝጊ

ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ

በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

ምስ ብጾቱ ምስ ሐርበኛታት ሰብ ድርብ ሐሞተ

ማፍያዊ ጉጅለ ህግደፍ ዶ ብነጻነትና ምተጻወተ‘‘

Read more: ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

ብኤሊት ትግራይ ዝተመወሉ መልስኹም ተቐበሉ

Published: Sunday, 23 August 2020
Written by በርሀ ዑቅባዝጊ

ብኤሊት ትግራይ ዝተመወሉ

መልስኹም ተቐበሉ‘‘

በዓል ኣንበላይ ፈርስ ዓዋተ ዝመራሒኦም

ምስ ብጾቱ ሐርበኛታት ድርብ ዝሐሞቶም

ብኣቡ ዓሸራ ኣብ ጎቦ ኣዳል ከቲቶም

ብ61 መስከረም እወ ሰውራ መስሪቶም‘‘

Read more: ብኤሊት ትግራይ ዝተመወሉ መልስኹም ተቐበሉ

መድለዪ