ጅንጅብል መን እንተበሉኻ መን ትብል‘‘
ህዝቢ ኤርትራ ዝረኸቦ
ክንዛረብ ዶ ከላእ ትዛረቦ
ብኣፎም ተለጒሞም ኣዛብእ ዓደቦ‘‘
ኤርትርዊት ማሕዘል ክሳብ ማዓስ ክትብደል
ብሐርነት ክትጽንበል‘‘
ንከም ነፋሒቶ ሕብሩ ዝለዋውጥ
ካብ ያዕ በልዎ ያዕ ንበሎ ይሰልጥ
ንማፍያዊ ጉጅለ ህግደፍ ክንልውጥ;;
ሐጋዚኣ ዝረኣየት ባርያስ‘‘መዲዳ ትሐብእ ኣብዛ ዓለምና ክንደይ ኣሎ ሕልንኡ ክፉእ
ደላዪ ፍትሒ እየ እንዳበለ ንደላይ ፍትሒ ዝጸልእ‘‘
ንተኻፈልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ፖሎኛ
ዋላ ምሳኹም እንተ ዘይወዓልና
ንደለይቲ ፍትሒ ኣጆኹም ኣጆና‘‘
Read more: ሐጋዚኣ ዝረኣየት ባርያስ‘‘መዲዳ ትሐብእ ኣብዛ ዓለምና ክንደይ ኣሎ ሕልንኡ ክፉእ
ኤርትራዊያን ደቀባት ደቂ ርስቲ ካብ ጥንቲ ነዘዝመጹ ወረርቲ ዝኸፈልና ረዚን መስዋእቲ‘‘
እታ ኤርትራዊት ዋዕሮ
ሐማደኤ ምስ ኮና ሃረምቲ ኮቦሮ
ብምሕደራ ጃንዳ ህግደፍ ዜሮ
ሩባ ወሪዳ ማይ ብዝባና ትጾሮ
Read more: ኤርትራዊያን ደቀባት ደቂ ርስቲ ካብ ጥንቲ ነዘዝመጹ ወረርቲ ዝኸፈልና ረዚን መስዋእቲ‘‘
ብግፋ ሃገር ጥራያ ኣትሪፎማ፡ ተቃውሞ ደንበ ድማ፡ዝደሐራ ዝቐደማ፡ክንዲ ዝግደማ፡ኣብ ኣዳራሻት ድራማ።
ቆሉዑ ከለና ከምዚ ንብል ነርና;
ኣመሪካኖ ፈይ ፈይ;ክሎ ሽኮር ንኣፈይ;
ምስ ጎበዝና;ኤርትራ ንኤርትራዊያን ጨሪሕና;
Read more: ብግፋ ሃገር ጥራያ ኣትሪፎማ፡ ተቃውሞ ደንበ ድማ፡ዝደሐራ ዝቐደማ፡ክንዲ ዝግደማ፡ኣብ ኣዳራሻት ድራማ።
ካብ ጌጋና ተማሂርና ዶ እወ እንተኮይኑ ተዳሊና ዶ
እንታይ ደኣ በበይንኻ ኣጉዶ
ንሰላማዊ ስልፊ ዲሲ ዘሰንበዶ
ንኣርዮስ ኣውሪድና ዘይንፈርዶ;;
መለይ ኣንበልብሊ
ገመለይ ኣዉልዔይ ኣንበልቢላ;; ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ; እንበር እንተ ተበጊሳስ;
ንሳ እያ ከም ትማሊ ተምጽእ ራህዋ;;
ከምዚ ሕጂ ኣብ ሰብዓታት;ብኩዑሶ;ህዝቢ ብቲፎዞ ምስ ተባእሰ;
Read more: ገመለይ ኣዉልዔይ ኣንበልቢላ;; ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ; እንበር እንተ ተበጊሳስ;
ዘለፋታት በዚሑ እሞ ሐቂ ዶ ክንዛረብ ተበላጺ መልሐስካ ከንሽቦ ግበር ኣደብ
ብደገን ውሽጥን እንታይ ይበሃ ኣሎ
ጉሒላ ብነጻነትና ክምድር መን ወከሎ
ቂመኛ ደቀባት ተኣለ ዩ ዝበሃል ዘሎ;;