ገመለይ ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ እንተ ተበጊሳ ንሳ እያ ተምጽእ ራህዋ
ገመለይ ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ
እንተ ተበጊሳ ንሳ እያ ተምጽእ ራህዋ;;
(ሐቂ ዶ ክንዛረብ)
እዚ ዩ መጸዋዕታ ዋዕሮታት እዚ ዩ መጸዋዕታ ሐርበኛታት
እዚ ዩ መጸዋዕታ ዋዕሮታት
እዚ ዩ መጸዋዕታ ሐርበኛታት;;
፟እታ ጭርሖ ሽም ቀይራ፟ (ጨናፍር ዘርጊሖም ጭፍራ)
፟እታ ጭርሖ ሽም ቀይራ፟
(ጨናፍር ዘርጊሖም ጭፍራ)
ሎሚ ዓብደል ዓዚዝ ቡታፍሊቃ ናይ ኣልጀርያን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ሱዳንን፡ ጽባሕ ከ በዓል መን’ኮ ይዕለው ይኾኑ?
ኣዳለውቲ ዮሱፍ ሳንሶጎ ካብ ኣልጀርስ፡ ኣሕመድ ሙስጠፋ ካብ ካርቱም። ዘርጋሒ ኣህጉራዊ ትካል ዜና “ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ”
ኣብ’ዚ እዋን ሰለስተ ብጂኦግራፊ ዝመሳሰሉ ዝቀራረቡ ዝተኣሳሰሩ ሰፋሕቲ ዞባታት ፖለቲካዊ ነውጺ የተኣናግዱ ኣለው። ካብ ቱርኪ ሶርያ (ዩሮ-ኤስያ ወይ ማኣከላይ ምብራቕ) ናብ ግብጺ ኣልጀሪያ (ሰሜን ኣፍሪቃ) ናብ ሱዳን ኤርትራ ( ምብራቕ ኣፍሪቃ) ብዱላት ጥቑዓት ህዝብታት ንመሰሎም ይለዓዓሉ ይወዳደቡ እምቢ ንመግዛእቲ ድምጾም የስምዑ ኣለው። ኣንጻር ጨቆንቲ ስርዓታት ኣንካራ፣ ደማስቆ፣ ካይሮ፣ ኣልጀሪያ፣ ካርቱም፣ ኣስመራ።
Read more: ሎሚ ዓብደል ዓዚዝ ቡታፍሊቃ ናይ ኣልጀርያን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ሱዳንን፡ ጽባሕ ከ በዓል መን’ኮ ይዕለው ይኾኑ?
በትሪ ሐቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበርን
ኣይፋልክን ግርህነተይ
ህግደፍ ኣይኮኑን ናተይ;;
ኣቱም ደቂ ኤረ
ጌጋ ከይንደግም ንተዓረ;;
ያኣክል ንደንበ ተቃውሞዩ ዝምልከት፡ለበዋ
ያኣክል ንደንበ ተቃውሞዩ ዝምልከት;ለበዋ; ንተሳተፍቲ ጉባኤ;ንኤርትራዊ ሃገራዊ;ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ; ምፍልላይ ኣይነብዝሕ; ህዝቢ እንዳ ጠፍኤ፣ተመኩሮ ኣለና ናይ ኣቃቂ ኣዋሳ፣ኣነ ኣነ እዩ ንባይቶ ዝረመሳ።
ባይቶ ዳግማይ ካብ ጀመረ ክጣራነፍ
፟፟(ባይቶ ዳግማይ ካብ ጀመረ ክጣራነፍ)፟
(ንተኣኻኸብ ከይቅድሙና ክንቃላጠፍ)
(ንደንበ ተቃውሞ ኣውዲቕና ክንሐልፍ)
ይኣክል ይኣክልስ ንደንበ ተቓውሞ!
ይኣክል ይኣክልስ ንደንበ ተቓውሞ
ንደንበ ተቓውሞ ዘዝመጸ ምስ ኣዳኽሞ
ደንበ ተቃውሞ;ኣቦ ወንበራት በዚሖሞ;;