ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ

Published: Friday, 14 February 2020
Written by ብ ርስቶም ኣሮን

ሓደ ሰብ ብኣካልን ብሓሳብን ሓደ ስለዝኾነ ሓድነት ክገብር ኣይሕተትን። ሓንቲ ስድራ ቤት ግን ዝተፈላለየ ርእይቶታት ዘለዎም ሰባት ዝሓቖፈት ስለ ዝኾነት ውሽጣዊ ውህደትን ሓድነት የድሊያ። ኣብ ኣባላት’ታ ስድራ ዝለዓል በበይኑ ሓሳባት፡ ብሰላም ብልዝብ ብምቅብባል እናፈትሐት ውሽጣዊ ሓድነታ ዓቂባ ክትነብር ዘዋጽእ ምዃኑ ክትምከር ኣብ ቦትኡ’ዩ። ሓደ ብሄር ወይ ብሄረ-ሰብ፡ ከም ብሄር ብሄረ-ሰብ፡ ሓደ

Read more: ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ

What is federalism ?

Published: Friday, 14 February 2020
Written by Fesseha Nair

 

     Why is Federalism a high agenda in Ethiopia today

     Federalism in itself was not the cause of failure in Ethiopia

                                     By Fesseha Nair

Federalism is a system of government that establishes a constitutionally specified division of powers between different levels of government.

There are usually two main levels: (a)  a national, central or federal level; and (b)  a state, provincial or regional level. In some

Read more: What is federalism ?

ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደጋ ወራር “ገረብ ብሓኽላ” የንጸላሉ ኣሎ

Published: Friday, 14 February 2020
Written by ርስቶም ኣሮን

ኣህጉርና ኣፍሪቃ ዋላ’ኳ ካብ’ተን ናይ ዓለምና ምንጪ ስልጣኔ ተባሂለን ዝግለጻ ሃገራት ዘስረዓ፡ ኣኽሱማዊ ስቪላዜሽን (ስልጣኔ) ኣብ ውሽጣ ዝሓቖፈት፡ ከምኡ’ውን ተመራመርቲ መበቆል ወዲ-ሰብ፡ መሰረት ዘርኢ ወዲ-ሰብ ኢሎም ኣብ ታሪኽ ዘስፈርዎ ዘኹርዕ ገጽ ዘለዋ ክፍሊ ዓለም እንተኾነት፡ ብኣንጻሩ ከኣ ካብ ጥንቲ ክሳብ ሎሚ ካብ ድሕረትን ድኽነትን፣ ካብ ቀጥታዊ መግዛእትን ስውር መግዛእትን፣ ካብ ምጽወታን

Read more: ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደጋ ወራር “ገረብ ብሓኽላ” የንጸላሉ ኣሎ

Our 2020 New Year's Resolutions- ናይ ዚ 2020 ሓዲሽ ዓመት መብጽዓታትና

Published: Tuesday, 24 December 2019
Written by By Fesseha Nair

A New Year's Resolution is a promise to do an act of self-improvement or something better than the past. I will here deal with The properties( both physical and chemical) we have failed in the past and start act to improve.

Read more: Our 2020 New Year's Resolutions- ናይ ዚ 2020 ሓዲሽ ዓመት መብጽዓታትና

Arranging the transition period from the fall of dictatorship to Democracy

Published: Tuesday, 03 December 2019
Written by By Fesseha Nair

      

By Fesseha Nair

The most difficult period is the interim period – the period between the fall of dictatorship and build democracy

        How much are our people are conscious to build a democratic state accommodating all the rights of the diversity.

Read more: Arranging the transition period from the fall of dictatorship to Democracy

ጽርግያ ዓዲ-ጓዕዳድ ኣቑርደት፡ ንኣሳልጦ ሃገራዊ ቁጠባዊ ልምዓት’ዶ ንጸቢብ ጉጅላዊ ረብሓ?

Published: Thursday, 21 November 2019
Written by ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

ብባህሪኡ ዘይህዝባዊ፡ ዘይደሞክራስያዊ፡ ዘይልምዓታዊ፡ ብዓይኒ ሕጊ ከኣ ዘይሕጋዊ፡ ብተግባር ድማ ብስነ-መጎት ሓይሊ ጥራሕ ዝረዳዳእ፡ ልዑል ገንዘባዊ ወጻኢ ሰሊዑ፡ ብዝተወደበ ኣገባብ ንዜጋታት ዝሃድን፤ ሒዙ ዘሳቒ፣ ጨውዩ ዘሕቅቅ፣ ዝቐትል፣ በዚ ድማ ፍሳሃ ዎ ደስታ ዝስመዖ መንግስታዊ ጉጅለ፡ ናይ ልምዓት መደባት ኣውጺአ ኣለኹ ክብል እንከሎ ካበይ ተበጊሱ ዝብል ሕቶ ምልዓል ቅኑዕ’ዩ። ስለምንታይ’ሲ ምስ

Read more: ጽርግያ ዓዲ-ጓዕዳድ ኣቑርደት፡ ንኣሳልጦ ሃገራዊ ቁጠባዊ ልምዓት’ዶ ንጸቢብ ጉጅላዊ ረብሓ?

ምፍራስ ኤርትራውያን ስድራ ቤታት ምልክት ምፍራስ ልኡላውነት ሃገር

Published: Tuesday, 03 December 2019
Written by ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

ሃገር ማለት ሰብ’ዩ። ኣብ ክሊ ሓደ ፍሉጥ ካርታ ዝርከብ ጎቦታት፣ ሩባታት፣ ጎላጉል፣ እምባታት፣ ቃላያት ( ባሕሪ) ማለት ኣይኮነን። ሃገር ማለት ኣብ ውሽጢ’ቲ ፍሉጥ ካርታ ዝተሓቑፈ ጸጋታት ማለት ኣይኮነን። እዚ

Read more: ምፍራስ ኤርትራውያን ስድራ ቤታት ምልክት ምፍራስ ልኡላውነት ሃገር

“ሕማቕ ጓሳ ብበትሩ ህይረም”

Published: Thursday, 21 November 2019
Written by ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

ናትና ናይ ኤርትራውያን ኣተሃላልዋ ኣዝዩ ዝገርም’ዩ። ተባዕ ኔርካ ፈራሕ፡ ኣረጊት መግዛእቲ ኣባሪርካ ኣብ ሓድሽ መግዛኢ ምርዓም። ምስ ሓይልኻ እንከለኻ ድኹም። ምስ ትሕዝቶኻ ተመጽዋቲ። ኩሉ ነገርና ካብ ንቡር ዝወጽአ ኮይኑ። “ሕማቕ ጓሳ ብበትሩ ይህረም” ከም ዝተባህለ ብሰንኪ ብፖለቲካ ዘይምንቃሕናን ዘይምብቃዕናን ምስ ሓይልና እንከለና ንህረም ኣለና። “ጭጉራፍ ባዕላ ወቒዓ ባዕላ ተእዊ” ዓይነት ድማ ኣብ

Read more: “ሕማቕ ጓሳ ብበትሩ ህይረም”

መድለዪ