ኣነ ካብ ናይ ሓባር ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ብዝተገብረለይ ዕድመ እየ ነቲ ጉባኤ ተሳቲፈዮ። ኣመስጊነ ንኣመስጋኒና ኣሕሊፈዮ ኢየ። ምኽ ያቱ ኣነ ኣብ ኣዋሳ ኣይተሳተፍኩን፣ ግን ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ዝተመስረተሉ ምስ ኩሉ ሕልኽልኻቱን ኣወንታዊን ኣሉታውን ሸነኻቱ ብወገነይ ክክካታተሎን፣ ከም ግዱስ ኤርትራዊ ብኣትክሮ መጻኢ ኤርትራዊ ምስግ ጋር ስልጣን ኤርትራ ብምስውዓል ሓደ ናይ ሓባር ውደባ ንባዶነት ስልጣን ክምልስ ክኽእል ኣለዎ ዝብል እምነት ጸኒሑ እዩ።
Read more: ትዕዝብተይ ብዛዕባ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)