ናይ ደገፍ መልእኽቲ ንሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ፖሎትካዊ ሓይልታት ብምኸንያት ኮሮና ቪሮስ
አብ'ዚ እዋን'ዚ ዓለምና ብተኸሲቱ ዘሎ ሐደገኛ ዝኾነ ተላጋቢ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ብኮቪድ-19 (COVID-19) ዝፍለጥ ትሕመስ ከምዘላ ንነብሲ ወከፍ ሰብ ብተግባር ኣብ መዓልታዊ ህይወቱ ንጥፈታቱ ክድረትን ከረኻኽበሉን ሂውቱ ከይትቕዘፍ ድማ ጠቕሊሉ ክሰግእን ገይርዎ አሎ።
Read more: ናይ ደገፍ መልእኽቲ ንሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ፖሎትካዊ ሓይልታት ብምኸንያት ኮሮና ቪሮስ
ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታታት
ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታታት 13 ማርች 2020
ብርቱዕ ሕማም ሳንቡእ ዘስዕብ ፈለማ ኣብ ቻይና ዝተርኣየ ቫይረስ ናብ 118 ሃገራት ተዘርጊሑ ምህላው ውድብ ጥዕና ዓለም ይገልጽ።
ዛጊት ብደረጃ ዓለም፡ ልዕሊ 125,000 ሰባት በቲ ቫይረስ ክልከፉ እንከለው፡ ልዕሊ 4,600 ሞይቶም እዮም።
መራሕቲ ኤርትራ ኣብዚ ህጹጽ ናይ ለበዳ እዋን ዳሃይ ኣጥፊኦም ይብሉ ኤርትራውያን
ለበዳ ኮሮናቫይረስ፡ ዳርጋ ኹሉ ንጥፈታት ሃገራት ኣደስኪሉ፡ ንህዝቢ ዓለም ተራእዩ ብዘይፈልጥ ኣብ ገዝኡ ክውሸብ ኣገዲዱ'ሎ። መንግስታት ዓለም ድማ፡ ህጹጽ እዋን ብምእዋጅ ኩሉ ዓቕሞም፡ ኣብ ምክልኻል እዚ ለበዳን ቀጻሊ እዋናዊ ስጉምትታትን ይወስዱ ኣለዉ።
Read more: መራሕቲ ኤርትራ ኣብዚ ህጹጽ ናይ ለበዳ እዋን ዳሃይ ኣጥፊኦም ይብሉ ኤርትራውያን
ቀዳማይ ሚኒስተር ሩስያ፡ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ምትእምማና መሊሱ ነቒፉ፥
ኣፍሪቃ ነብሳ ትኽእል ኣህጉር ክትከውን ኣይትኽእልን እያ ፥ ኣፍሪቃውያን ኣብ ነብሶም ዘይኮነ ኣብ ኤውሮጳዉያን ኣሜርካውያንን ወይ ድማ ቻይናውያን እዩ እምነቶም ኣብ ገዛእ ርእሶም ፍጹም ምትእምማን የብሎምን
ኣፍሪቃውያን ክኢላታትን መሃንድሳትን ነቲ ኣብ ኮሌጃትን ዩኒቨርስትን ብ ክልሰሓሳብ ( theory ) ዝተማህርዎ ፍልጠት ኣብ ግብሪ ንከውዕልዎ ዝኾነ ዝተዳለወሎም ባይታ የለን ፥ እቲ ስራሕ ብእኦም ክስራሕ እናኸኣለ ፥ ቻይናውያን ብምቑጻር ጽርግያታትን ህንጻታትን ይሰርሑ
Read more: ቀዳማይ ሚኒስተር ሩስያ፡ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ምትእምማና መሊሱ ነቒፉ፥
ከም ጽላሎትና ምሳና እናኸዱ ስምናን ክብርናን ንዘዋርዱ፡ ኣምለኽቲ ሓደ ሰብ ብጭብጢ ነቃልዕ! ግብራዊ ስጉምቲ ንሃብ!
ሰባት ካብ ማሙቕ ቤቶም፡ መረበቶም፡ ከባቢኦምን ሃገሮምን ክፈናቐሉ ኣርሒቖም ክስደዱ ዝግደዱ ናይ ግድን ክረኽብዎ ዝነበሮም ብባህሪያዊ ድዩ ወይስ ብሰብ ዝሰርሖ ምኽንያት ምስ
Read more: ከም ጽላሎትና ምሳና እናኸዱ ስምናን ክብርናን ንዘዋርዱ፡ ኣምለኽቲ ሓደ ሰብ ብጭብጢ ነቃልዕ! ግብራዊ ስጉምቲ ንሃብ!
ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ኣብ ፍራንክፎርት
ብሓልዮት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደማክራስያዊ ለውጢ
ካብ16 ክሳብ 18
ነሓሰ August 2019
ኣብ ኣይኸን ስትራሰ 9 ፍራንክፎርት ግሪስሃይም Eichen Straße 9 Frankfurt Giesheim
ንሃገርና ዝምልከት ኣገዳሲ ፖለቲካዊ መግለጺታትን መደረታትን ዝሓዘ
ብውሩያት ደሞክራስያውያን ተቓለስቲ ስነጥበባውያን
ብኢዮብ ሃይለ፡ ዓንዲት ዑቕባይ፡ ኑረዲን መሓድን ካልኦትን ጥበበኛታትን ዝተሰነየ
ኣዳሊና ቀሪብናልኩም ኣሎና ብደሓን ምጹ
ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ካርልሩሀ ዝተዋህበ ቃል
ዕድመና እኽክቢርኩም ብብዝሒ ምክፋልኩም ከየመስገንና ኣይንሓልፍን።
ል
ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ክርልስሩሀ
ዝያዳ ንምንባብ ኣብ ዝቕጽል ጠውቑ/ቓ
ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ፡ ዕለት 20 ወርሒ 7 ናይ 2019ንዅላቶም ብሃገሮም ዝግደሱ ኤርትርውያን ብሓባርሰላማዊ ሰልፊ ዝጅምረሉ ቦታ፡ Kirchplatz St. Stephan