- National Dialogue for building democracy in Eritrea
- ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
- ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
- መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
- “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
- Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
- Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
- Democratic Federalism its advantages and disadvantages
- ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
- ኣፍሪቃ፡ ሓንቲ ሃገር ወይስ ሓንቲ ኣህጉር?
- ንእንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ዓወት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕፍር መርድእ ሞት ስርዓተ ትምህርቲ፡-
- Experience of Eritrean National Unity and modes of transition to democracy in Eritrea?
- ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
- State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
- ህግደፍ ክሳብ ዝውገድ ብፍሉይ ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብም ኣይትዛረቡ፡ ብዝተሓተ ሓባራዊ መቖሚያታት ጥራሕ ተቐየዱ፡ ማለት ብተግባር ዘስርሕ ሜላ ኣይኮነን።
- Mass exodus of Tigrayan, Eritrean youth gives rise to entrenched human trafficking network
- ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ብንቅሓት ዝውነን ፖለቲካዊ ሓሳብ ‘ምበር፡ ብልግሲ ዝወሃብ ወይ ድማ ብምጽወታ ትቕበሎ ግኡዝ ነገር ኣይኮነን።
- ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
- ፖለቲካዊ ጽላላት ብምቐያር ጥራሕ፡ ልፍንታዊ ግንባራት ክዕወቱ ኣይክእሉን‘ዮም፤
- ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡
- Details
- Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
- Hits: 1170
ሃገራዊ ቃልስና ንናጽነት ኣብ ዝካየዶ መስርሕ ቃልሲ ንክዕወት 30 ዓመታት ወሲድሉ፡ጸረ-መላኺ ስርዓት ህግደፍ እነካይዶ ዘለና ሓርነታዊ ቃልሰና 30 ዓመታት ወሲዱን ገና ዝቕጽል ዘሎን ቃልሲ እዩ፡፡ብሓፈሻዊ ህዝባዊ ቃልስና ኣብቲ ቀዳማይን ካላኣይን ደረጃታት ቃልሲ ልዕሊ 60 ዓመታት ተኻይዱ ጥራሕ ዘይኮነስ ሕጂ’ውን ገና ኣብ መስርሕ ቃልሲ ዘሎ እዩ፡፡ህዝባዊ ቃልስና ስለምንታይ እዩ ብዙሕ ዓመታት ወሲድሉን ብዙሕ መስዋእቲ ከፊሉን ዝኸፍል ዘሎን ኢልና ጉድለታቱ ንምርኣይ ምስ እንፍትን መልሱ ቀሊል እዩ፡፡
Read more: ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ - ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡
- Details
- Written by: ደግሓኤ
- Hits: 1016
ዝኾነ ፖለቲካዊ ቃልሲ ዝካየድ ዝተኽሎ ዓይነት ስርዓት ብዘየገድስ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ እዩ፡
« ፖለቲካ ምምሕዳራዊ ጥበብ »ክሳብ ዝኾነ ፡ዝኾነ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝቃለስ ሓይሊ /ህዝቢ ፖለቲካዊ ምምሕዳራዊ ጥበብ ወኒኑ መሰሉ ከረጋግጽን ጠቕሙን ፖለቲካዊ ስልጣኑን ክዉን ክገብር ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝቃለስ ከካይዶ ዘለዎ ቅድመ- ኩነታት ብግዜ ኣንጻር ክህልዉ ኣለዎም፡፡እዚ ማለት ካኣ እቲ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝቃለስ ዘሎ ሓይሊ ኣብ ውሽጢ ህዝብን ዝተፈላለዩ ኣካላት ሕብረ-ተሰብን ዕላምኡ ኣእሚኑ ከውድቦምን ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዘብቕዕ ቃልሲ ከካይድን ይግባእ፡፡
Read more: ፖለቲካዊ ስልጣን ምጭባጥ ይኹን ናይ ስደት መንግስቲ ምምስራት፡ ብወቕቲ ኣንጻር ባህጊ ካብ ምዃን ዝሓልፍ ኣይኮነን
- Details
- Written by: Super User
- Hits: 1763
ህዝብታት ኤርትራ ኣብ ካልኣይ ኵናት ዓለም 1941 ጣልያን ተሳዒሩ ካብ ኤርትራ ተጸሪጉ ኣብ ዝወጸሉ ነጻን ልኡላዊትን ደሞክራስያዊት ዝኾነት ሃገረ ኤርትራ ንምምስራት ዝተኻየደ ሰላማውን ሕጋውን ኣገባብ ቃልሲ ብልዕለ-ሓያል ሃገር ኣሜሪካን መሻርኽታን መሳርሒኦም ዝኾነ ስርዓት ሃይለስላሴን መጀመርያ ማዕርነታዊ ተሳትፎ ብዘይብሉ ፌደራላዊ ምትእስሳር፡ ቀጺሉ ንሳ’ውንውን እንተኾነት ብሓይሊ /ብዓመጽ/ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ክትወድቕ ከም ዝገበሩ ርእሰ ግሉጽ ሓቂ እዩ፡፡
- Details
- Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
- Hits: 1692
ኣብዚ ግዜ’ዚ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ሓርነታዊ ቃልስና ንከይዕወት ካብ ዘደናጉዮ ዘሎ መሰረታዊ ምኽንያት፡ ተቓዋማይ ሓይልና ዓቕሙን ፍልጠፍልጠቱን መሊኡ ኣወሃሂዱ ኣንጻር ናይ ሓባር ጸላኢ /ህግደፍ/ ዘቃልስ ሰፊሕ ግንባር /ጽላል/ መስሪቱ፡ ብምትእምማንን ምድግጋፍን ክቃለስ ዝኽእል ጥሙር ሃገራዊ ሓይሊ ብምውናን ክቃለስ ይበቅዕ ብዘይምህላዉ እዩ፡፡
- Details
- Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
- Hits: 1304
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ብሓይሊ ብረት ፖለቲካዊ ስልጣን ካብ ዝሕዝ ግዜ ጀሚሩ ህዝቢ በብደረጅኡ ተጠቃሚ ዝኾነሉን ማሕበራዊ ፍትሒ ዝነግሰሉን ልምዓታዊ ቁጠባዊ ፖሊሲ ዘይብሉ ክነሱ፡ ብሓፈሻ ህዝብና ብፍላይ ካኣ እቲ 85% ዝኸውን ኣብ ሕርሻ ዝምርኮስ ገባራይ ሕብረተ-ሰብና ብመግቢ ነብሱ ክኽእል ኣለዎ ብዝብል ዓመት መጸ እናጨረሐ እነሆ ናብ 30 ዓመታት ተገማጊሙ ህዝብና ብመግቢ ነብሱ ከይከኣለይከኣለ ሓሳረ-መከርኡ ይርኢ ኣሎ፡፡
Read more: ስርዓት ህግደፍ ክራማት መጸ ብምግቢ ነብስና ምኽኣል ዝብል ጭርሖ እናልዓለ ዝምድር፡ ሕጂኸ ንመን ከታልል እዩ፡