democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ

መግለጺ ሓዘን ፡

Details
Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ
Published: 21 April 2020
Hits: 1230

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ብሞት ኣዴና ወይዘሮ ታቦቱ መሪጌታ
ገብረመድህን ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። ዝያዳ ንምንባብ ኣብዚ ይጠውቑ

መግለጺ ቃል ሐዘን ተጋድሎ ሐርንርት ኤርትራ

Details
Written by: Super User
Published: 14 April 2020
Hits: 1346

(መግለጺ ቃል ሐዘን ተጋድሎ ሐርንርት ኤርትራ)

ሙና እንታይ ረኸበኪ ኤርትራዊት ዋዕሮ

ልሳን ውጹዓት ሞትኪ ኣይከኣልናን ክንጾሮ

ኣደ ሰለስተ ሙና ሙስጣፋ ወይዞሮ‘‘

Read more: መግለጺ ቃል ሐዘን ተጋድሎ ሐርንርት ኤርትራ

ቃል ሐዘን ብምኽንያት ዕረፍቲ‘‘ ኣደና እክብት ጉብጣን‘‘

Details
Written by: ስድራ ቤት በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 11 April 2020
Hits: 1223

ቃል ሐዘን ብምኽንያት ዕረፍቲ‘‘ ኣደና እክብት ጉብጣን‘‘ ወላዲቱ ንሐርበኛ ሳሙኤል ዳኒኤል‘‘ ኣደይ ዶ ኽብለኪ ይማ እክብት‘‘ጓል ኣቦይ ጉብጣን ኤርትራዊት‘‘ኣደ ጀጋኑ ስዉኣት‘‘ ጓል ሰንሒት‘‘ወየ ወየ ነታ ተባዕ ዋዕሮ ሃገራዊት‘‘ ከድኪ ዶ ኣብዛ ተካል እዋን‘‘ ንፈታዊኻ ዘይትብለሉ ሰላም‘‘ ንፈታዊኻ ዘይተልብሰሉ ሐመድ ኣዳም።

Read more: ቃል ሐዘን ብምኽንያት ዕረፍቲ‘‘ ኣደና እክብት ጉብጣን‘‘

ቃል ሓዘን!!

Details
Written by: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
Published: 11 April 2020
Hits: 1224

ዓባይ ሃገራዊት ኣደ ወ/ሮ እክብት ግቡጣን ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብሰሉስ 25/03/2020 ኣብ ከተማ እሉም ሃገረ ጀርመን ብሞት ካባና ተፈሊየን፣ ሎሚ ዕለት 30/03/2020 ከኣ ሓመድ ኣዳም ለቢሰን።

Read more: ቃል ሓዘን!!

መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተቓላሳይ ኣሕመድ ሐዞት

Details
Written by: ብወኪል ተሐኤ በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 11 April 2020
Hits: 1240

መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተቓላሳይ ኣሕመድ ሐዞት ሰክረተር‘‘ካብ ናይ ሐዘንኩም ተኻፈልቲ ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ‘‘ብዕረፍቲ ብጻይና ኣሕመድ መሪር ሐዘን እንዳ ተሰማዓና‘‘ንስውእ ኣሕመድ;;ረብና ኣብ ጀና ይቀበሎ ኣምላኽና‘‘ንስድራ ቤቱን ፈተውትን መቃልስቱን ድማ ጽንዓት ይሃበና ንብል።

Read more: መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተቓላሳይ ኣሕመድ ሐዞት

ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ዓቢ ተጋዳላይ ኣሕመድ ኢብራሂም (ስክረተር)

Details
Written by: ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ
Published: 11 April 2020
Hits: 1233

ዓቢ ሃገራዊ ተጋዳላይን ካብ’ቶም ታሪኻውያን መራሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝኾነ ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም ሓዞት (ኣሕመድ ስክረተር)፣ ድሕሪ ናይ ሓጺር ግዜ ሕማም ብሰንበት ዕለት 29/03/2020 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ሽወደን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና።

Read more: ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ዓቢ ተጋዳላይ ኣሕመድ ኢብራሂም (ስክረተር)

ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ሓርበኛ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ (ወደል መላኢካ)

Details
Written by: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
Published: 11 April 2020
Hits: 1298

ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ (ወደል መላኢካ) ብሓሙስ ዕለት 26.03.2020፡ ኣብ ከተማ ፖርትሱዳን ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና።

Read more: ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ሓርበኛ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ (ወደል መላኢካ)

كلمة عزاء ومواساة ቃል መሪር ሓዘን

Details
Written by: ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባዲለ
Published: 04 July 2019
Hits: 1838

Date: 03/07/2019

ENCDCቃል መሪር ሓዘን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ዕርፍቲ ክብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ዓሻ ዑስማን ኢድሪስ፣ በዓልቲ ቤት ጅግና ፈላሚ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብና ስዉእ ሓምድ

Read more: كلمة عزاء ومواساة ቃል መሪር ሓዘን

Page 3 of 3

  • 1
  • 2
  • 3
Designed by atict.com