ክቡራንን ክቡራትን ተኻታተልቲ ስነ-ጽሑፉት፡ ብቐዳምነት ምዉቕ
ሰላምታይ ይብጻሕኩም።ቀጺለ ድማ ምስ’ዛ “ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ
ባሕረጋስ ኤርትራ” ትብል መጽሓፈይ ከላልየኩም ይደሊ።ሰረት ታሪኽ
መጽሓፈይ ካብ ቅ.ል.ክ. ክሳብ 1960 ዓ.ም.ፈ. ዝተፈላለየ ታሪኻዊ ጕEዞታት
ደቂ ሰባት ዝሓቖፈት Iያ።ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ ባሕረጋስ ኤርትራ
34 ምEራፋት ዘለዋን ምስ ስEልታት ክሳብ 690 ገጽ ዚሓዘትን መጽሓፍ
Iያ።Eምበኣረይ ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ ባሕረጋስ ኤርትራ ኣብቲ
ታሪኻዊ በዓል ኤርትራ ኣብ ካስል ካብ Eለት 27 ሓምለ ክሳብ 01 ነሃሰ 2010
ናይ መበል 25 ዓመት Iዮቤል ዝብEል ዘሎ ክትሽየጥ ምዃና ክሕብር
ይፈቱ።ኣርEስታት ውሽጣዊ ምጽሓፈይ ኣብ ሰለስተ ክፋል ሰሪA በብEለቱ



ስነጽሑፍ Publication
