እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 13 guests and no members online

ዝኽሪ ንፈላሚት ባሕቲ መስከረም ሰውራ ኤርትራ ኣብ ሽቱትጋርት

ንዕለት 02-09-2017 ሰፊሕ ህዝባዊ ምይይጥን ምስ ህዝባዊ ትልሂትን

Read more: ዝኽሪ ንፈላሚት ባሕቲ መስከረም...

ጻውዕት ንሰፊሕ ልዝብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኤውሮፓ/ኸ ኣብ ጀርመን

ዝክበርክን ኣሓት ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ እቲ ኣጋጢሙና ዘሎ ኩነታት መግለጺ ዘየድልዮ ናይ ብርሰት ሰዓታት ምኻኑ ንርእዮ ኣሎና ።ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት ድማ ትብዓት ንተቀይሮ ይሓትት ፡ሰለ ዝኮነ ደቂ-ኣንስትዮ እጃምና ንምውሳድ

Read more: ጻውዕት ንሰፊሕ ልዝብ ደቂ-ኣንስትዮ...

በዓል 8 መጋቢት 2017

ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ምስ ኩሎም ንዲሞክራስን ማሕበራዊ ማዕርነትን ንምንጋስ ዝቃለሱ ሓቢረን፥ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ንዕለት 11.03.2017 8መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ

Read more: በዓል 8 መጋቢት 2017

ክቡራት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ እንኳዕናብዛ ታሪኻዊት ዕለት 8 መጋቢት ኣብጽሓና

ናጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመን በዚ ኣጋጣሚ ሰንበት ዕለት 12 መጋቢት 2017 ካብ ሳዓት 12፡00 ክሳብ ሰዓት 15፡00 ኣብ ከተማ ካስል ከተብዕል

Read more: በዓል 8 መጋቢት 2017

Eritrean Afar State in Exile (EASE) Restoring the Dignity of the Eritrean Afar People Democratically "Eretriyah Qafarih Konnabna Demokraasil Daabisenno"

Read more: SECOND EASE CONGRESS...

ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና!

Read more: ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝኽሪ መበል 25...

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር
ስዊደን ብዛዕባ ኣብ ዝመጽእ ግዜ ክግበር ተወሲኑ ንዘሎ
ካልኣይ ጉባኤ ባይቶ ሓፈሻዊ ሓበረታ ንሕዝቢ ክህብ

Read more: ኣገዳሲ ሕዝባዊ መፍለጢ ...

ንኹሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ክቡር ህዝብና ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ” ንህዝናን ሃገርናን ካብዚ ሕማቕ ድነ ዘንጸላልወሉ ዘሎ ሓደጋታት ንምድሓን ንቕዳም April 2-2016 ስዓት 1፡00 PMህዝባዊ ኣኼባ ስለዘሎ ንኹሉ ኤርትራዊ ነዚ ታሪኻዊ መጸዋዕታዚ ብሓገራዊ ሓላፍነት ንኽሳተፍ ብኣኽብሮት ንጽውዕ።

Read more: መጸዋዕታ ንኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ

ዕድመ መጋቢት 8 2016 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ

Read more: ዕድመ መጋቢት 8 2016 ኣህጉራዊ...

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

እግሪ 1 Mod Footer1 sample mod subtitle

This is the footer1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character, the text after will be the subtitle.

ቃለ መጠይቕ