እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 28 guests and no members online

ናይ ሓዘን መግለጺ

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ብ19 ሰነ 2018 ብጻይና ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ፡ ኣባል ፈጻሚ ኣካልን ሓላፊ ናይ ወጻኢ ጉዳያትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሃገረ ሽወደን ምስውኡ ምስ ሰምዐ መሪር ሓዘን ተሰሚዕዎ።

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ

ሰማእታትና ዝቐስኑን ህዝብታት ኤርትራ ዝድበሱን፡  ዝወደቕሉ ህዝባዊ ሓርነታዊ ዕላማ መሊኡ ሽትኡ ምስ ዝወቅዕ ጥራሕ እዩ፡

ኤርትራ ከም ሓንቲ ጥምርቲ ሃገር ብመግዛእቲ ጣልያን ካብ ዝቖሞትሉ፡ ዝተፈላለዩ ባዕዳውያን ገዛእቲ ስርዓታት ኤርትራዊ ጉልበት ክምዝምዙን ባህርያዊ ሃብታ ክብዝብዙን ብሓይሊ ብረት ጨቚኖም ካብ ዝሓዙሉ ግዜ፡ ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰሎምን

Read more: ሰማእታትና ዝቐስኑን ህዝብታት...

ንሕቶ ዶብ ብሰላም ንምፍታሕ ዝምልከት

ጋዜጣዊ መግለጺ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ

ኽቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ብቀዳምነት ቅንያት ናጽነት ስለ ዝኾነ ንመላእ ህዝብና ዮሃና ንብል። ምስኡ ለጊቡ ድማ ሰማእታትና ዝዝከሩሉ ግዜ ስለ

Read more: ጋዜጣዊ መግለጺ ንሕቶ ዶብ ብሰላም...

መግለጺ ንዝኽሪ በዓል ናጽነት ኤርትራ

አብ 24 ግንቦት፣ ቅድሚ 27 ዓመታት፣ ሃገርና ኤርትራ ንጎባጢ ኢትዮጵያዊ መግዛእቲ አብ ኤርትራ ብምስዓር ልዑላውነት ዚተጓናጸፈትላ ዕለት’ያ። ህዝቢ ኤርትራ ብውድባቱን ተጋደልቲ ደቁን እናተመርሐ፣ አብ ኣፍሪቃ ዚነውሐ ብረታዊ ቃልሲ ድሕሪ ምክያድ፣ ማለት ድሕሪ ን30 ዓመታት ዚኸደ ናይ ሰብ መስዋእትን ከምኡ ሰፍ ዘይብል

Read more: መግለጺ ንዝኽሪ በዓል ናጽነት ኤርትራ

ዑደት ንረድኤት ብማሕበር ረድኤትን ምዕባሌን ኤርትራ

ማሕበር ረዲኤትን ምዕባን ኤርትራ (ማረምኤ) ከም ግብረሰናይ ማሕበር መጠንነጻ ዝኾነ ሰብኣዊ ናይ ረድኤት ማሕበር ኢዩ። ካብ

Read more: ዑደት ንረድኤት ብማሕበር ረድኤትን...

The Afar cultural genocide in Eritrea prompts new united efforts against Eritrean government

March 1, 2018 | Following months of talks and intense negotiations, several political action groups opposed to the historical persecution and ethnic-cleansing of the Indigenous Afar people in the African pariah state of Eritrea, have agreed to focus

Read more: The Afar cultural...

ናይ ሓዘን መግለጺ

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ብጻይና ገዲም ሓረበኛ ተጋዳላይ ኣብራሃም ነጋሲ፡ ኣቦ-መንበር ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሕብረት ኤርትራ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ዝነብረሉ ዝጸንሐ ሕቡራት

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

ጋዜጣዊ መግለጺ

ሓሙሻይን ናይ መወዳእታን መዓልቲ 2ጉባኤሎሚ መዓልቲ፡ 24 መስከረም 2017 ዓ. ፈ. ቅድሚ ቀትሪ ምምራጽ መሪሕነት ብጽፉፍ ኣገባብ ተኻይዱ፡ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

5ይ መዓልውዕሎ ኣብ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ

ኣብ ናይ ትማሊ ናይ 4ይ መዓልቲ ሓበሬታና፡ ኣብቲ ዝቐረበ ንድፊውድባዊ ህንጻ-ሕጊመሰረት ብምግባር ምሉእ መዓልቲ ሕጂውን ከምቲ ዝቐነዮ ብሕኑን

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel