• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start ርእይቶታት Opinions
ብህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - ህደግኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳል - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Eritrean People’s Democratic Front –EPDF - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - Establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity

ርእይቶታት Opinions

ሕቶ መትከል ርእሰ ውሳኔን ኣተረጓጉማኡን ኣብ ኤርትራ

E-mail Print

ሕቶ መትከል ርእሰ ውሳኔን ኣተረጓጉማኡን ኣብ ኤርትራ

ብፍስሓ ናይር

መትከል ርእሰ- ውሳነ ከም መካተዒ ኣርእስቲ ኮይኑ ብብዙሓት ፈሊጣውያን ፖሊቲካውያን መራሕቲ ውድባት ከከም ኣነባብኦምን ኣረዳዶኦምን፣ ብዝተፈላለ ክገልጽዎን ክትርጉምዎን ጸኒሖምን ኣለዉን፣ ነቲ ብገለ ውድባት ተሳተፍቲ ናይ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላ ውሳነታት ዝወጽኤ፣ ተገራጫዊ መግለጽታት ከምኡ ድማ ገለ ዘረግቲ መርበባት ከም መስከረም ነት ከምኡ ድማ ኣዱሊስ ክወጽእ ዝጸንሔ ድሕሪ ምኽትታል ኣብ ሳይንሳዊ ስነ -ጽሕፋት ብዓለም- ለኸ ሕግታት ተመርኲሰ ነዚ ዝሰዕብ ሓተታ ከቅርብ ክፍትን ኢየ። 

መጀመርያ እታ መካትዒት ውሳነ ናይቲ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝወጸት ዓንቀጽ 3 ከምዚ ትብል፣

Read more...
 
ኣበያ ሰራዊት ንለውጢ ዝዓለመ ተቓውሞ ክኸውን ይግባእ

E-mail Print

ኣበያ ሰራዊት ንለውጢ ዝዓለመ

 ተቓውሞ ክኸውን ይግባእ።

ፖለቲካዊ ኣረኣእያኡን ዘቖሞ ኣካልን ብዘየገድስ፡ ናይ ሓንቲ ሃገር ዕጡቕ ክፍልታት ወይ ሰራዊት፡  ዝተወደበ፡ ኣጽዋር ኲናት ዝዓተቐን ሓይሊ ከም ምዃኑ መጠን፡ ብኣወንታዊ ኮነ ብኣሉታዊ ሸነኻቱ ዝፈጥሮ ተጽዕኖ ዓቢ’ዩ። ንሓደ ስርዓት ኣብ ምልዋጥ ኮነ ኣብ ምቕጻል ካብ ዘለዎ ልዑል ተኽእሎ ድማ፡  ወጻዕን ውጹዓትን ነናቶም ልዑል ትጽቢታት የንብርሉ።  ወጻዕቲ ወይ መለኽቲ መንግስታት ቀጻልነት ናይ ዓፈና፡ ጭፍጨፋን ምዝመዛን ጸረ-ህዝቢ ስልጣኖም ንምውሓስ፡ ብሕሉፍ ታሪኽ፣ መን ከማኻ  ባዶ ናእዳ፣ ኣብ ሂወቱ መሰረታዊ ለውጢ ዘየምጸኣሉ፡ ናይ ጥበራ መብጸዓታት ብምድንጋር

Read more...
   
ሕነ ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት ብስርዓት ኣስመራ ዝጸነቱ ሰላማውያን ሰባት

E-mail Print

ሕነ ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት

ብስርዓት ኣስመራ ዝጸነቱ ሰላማውያን ሰባት 

ኣብ ዞባ ደቡብ ብሕልፊ ድማ ኣብ ብሄረ ሳሆ  ዕጡት ሩባ ሓዳስ ሓዊሱ ስፍሕ ዝበለ ተውሞታት ምልዓሉ ዘስገኦ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሕነ  ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት ከምዝበሃል እዞም ዝስዕቡ ደቂ ብሄረ ሳሆ ሰላማውያን ሰባት  ኣጽኒቱ።

Read more...
 
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »

Page 1 of 36
ብህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - ህደግኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳል - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Eritrean People’s Democratic Front –EPDF - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - Establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity

ሓተታ Poll

ሃገራዊ ዋዕላ ን ደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኽካየድ ምውሳኑ፡ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ዩ ዶ ትብሉ/ላ?
 
ኣብ መርበብ Online

We have 4 guests online

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel