• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start ቃል ሓዘን Condolance
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.
ቃል ሓዘን Condolance

ናይ ሓዘን መግለጺ

E-mail Print

  ናይ ሓዘን መግለጺ

ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ

 ብሞት ብጻይናን ሓውናን ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት ካብዛ ዓለም ብምፍላዩ ዝተሰማዓና ሓዘን እናገለጽና፣ ብዓልቲ በቱ ብጸይቲ ተጋዳሊት ሰማይነሽ ኣስፍሓን ዝተፈትዉ ደቆምን በተሰቡን ጽንዓት ይሃብኩም

Read more...
 
ናይ ሓዘን መግለጺ

E-mail Print

    ናይ ሓዘን መግለጺ

ብሞት ኩቡር ብጻይናን ሓውናን ኣቦናን ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና ኢዮብ ንስድርኡ ጥራሕ ኣይኮነን ሞይቱ፣ ኩልና ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰልን ኣንቃለስ ዜጋታት ኢና ከሲርናዮ። ስለዚ ንኹልኹም ተቓለስቲ ደለይቲ ፍትሕን ግዝኣተ ሕግን ብሓፈሻ ብፍላይ ከኣ

Read more...
 
ንዝኽሪ ነብሲሄር ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት

E-mail Print

 ግ.ሃ.ድ.ኤ ጨንፈር ካሊፎርነያ U.S.A

        ዕድመ ንኹሉኹም/ኩን ጉድሳትን ሩህሩሃትን ኤርትርውያን ዜጋታትና ኣብዚ መሪር ሓዘን ናይ ብጻይና ጅግና ተባዕ ሓርበኛ ነብሲሄር ስውእ አዮብ ብስራት ናይ ሓዘን ንዝኽሩን

Read more...
 
ናይ ሓዘን መግለጺ

E-mail Print

ክቡር ሓውና ኣያናን ብጻይናን ኢዮብ ብስራት ብዝሓደሮ ውሽጣዊ ሕማም ካብ

ዝፈትዎም ስድራቤቱን ፈተውቱን ብጾቱን ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ምስ ሰማዕና

ዝተሰመዓና ሓዘን ገደብ ስኢናሉ።

Read more...
 
ናይ ሓዘን መግለጺ

E-mail Print

ሆደ ብሊን መስዋእቲ ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት፣ ምስ መሪር ሓዘን ሰሚዕና፣ ንቤተሰቡን፣ ንብጾቱን ንሙሉእ

Read more...
 
ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት መንግስተሰማያት የዋርስካ

E-mail Print

ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት

መንግስተሰማያት የዋርስካ

ካብ ሕድሪ ስዋኣቱ ዘይጠለመ

በርሀ ዑቁባዝጊ ጀርመን

Read more...
 
Page 7 of 11
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel