እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 40 guests and no members online

ኣብ ሊብያ ዕጡቓት ሰብ ብረት ኣብ ሕድሕዶም ብዝፈጠርዎ ግጭትን ዝማዕበለ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ግዳይ ከም ዝኾኑ ተገሊጹ።

Read more: ቆንስል ህግደፍ ኣብ ጀኔቫ ኣብ...

መራሒ ህግደፍ ብ7 ጥቕምቲ 2017 ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ካብ ኣለኹ ዝብል ድሃይ ምግባር ዝሓልፍ ቁም-ነገራዊ መልእኽቲ ከምዘይነበሮ ተገሊጹ

Read more: ንጉጅለ ህግደፍ 12 ሚሊዮን...

ጉጅለ ህግደፍ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይፈጸመ ክምርዖ ኣይኽእልን ምባሉ መርኣያ ህዝቢ ንምጽናት ዘለዎ መደብ ምዃኑ ተገሊጹ።

እዚ ስማዊ መንግስታዊ ጉጅለ፡ ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ ፍርቂ ዘመን ናይ ስልጣን ዕድሜኡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ብተናጸል ኮነ፡ ማሕበራዊ ሓይልታት ብእኩብ ዘይፈጸሞ ኢ-ሰብኣዊ ግፍዕታት የለን። ኣብ ዝኾነት ሃገር

Read more: ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ገለ መራሕቲ...

ኣብ ሰብኣዊ ተግባር ትነጥፍ ዶ/ር ኣልጋይነሽ ፍሳሃ (ጋንዲ) ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ንሽልማት ከምዝተሓጽየት ተፈሊጡ።

መስራቲት ዘይመንግስታዊ ማሕበር ጋንዲ ዝኾነት፡ ኣብ ኢጣልያ ትቕመጥ ዶ/ሮ ኣልጋነሽ ፍሳሃ (ጋንዲ) ኣብ ሰብኣዊ ምድግጋፍ ብሓፈሻ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብነጋዶ ሰብ ዝበጽሖ ዝተፈላለየ ዝዓይነቱ

Read more: ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ሃገረ...

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ተዛዚሙ።

ካብ’ቲ ኣብ ኣረኣእያን ተግባርን ዝተሰረተ ዘላቒ ሓድነት ንምርግጋጽ ንቃለስ!፣ ሓደን ዝሰመረን ናይ ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ሃገራዊ ግንባር ክረጋገጽ ንቃለስ!፣ ምሕዝነት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን

Read more: ኣብራሃ ካሳ ዝተባህለ ጀነራል...

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

3ይ መዓልውዕሎ ኣብ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ

ኣብ ናይ ትማሊ ሓበሬታና፡ ናይ ኩለን ቤት-ጽሕፈታት ፈጻሚ-ኣካልንኦዲት ኮሚሽንንዞባታትን ጨናፍራትን፡ ደግሓኤ ደቂቕን ሰፊሕን ዝርዝር ጻብጻብ ናይ 3ተ ዓመት ክቐርብ ከምዝወዓለ፡ ኣብ መወዳእታ ከኣ ንነፍሲ ወከፍ ዝቐረቡ ጸብጻባት ድምጺ ተገይርሎምብደሞክራስያዊ ኣገባብ ብምሉእ ድምጺ ኣባላት ጉባኤ ከድቁ ከለዉ፡ ኣብ መዛዘሚ ናይ 2ይ

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ኣብ ድሮ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤኡ

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣርእስታት ፖለቲካዊ ሰሚናር የካይድ ኣሎ።

ሬሳ ናይ ክልተ ኣባላት ስለያ ህግደፍ ኣብ ከባቢ ኣዲባራ ከም ዝተረኽበ ተገሊጹ።

ኣህጉራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ጅቡቲ ንዝርከቡ ምሩኻት ኲናት ቆላሕታ ክገብር ጻውዒት ቀሪቡ።

Read more: ደ ግ ሓ ኤ ኣብ ድሮ ካልኣይ...

ኣብ ለንደን ሕድሕድ ምትእምማን ዘለዎ ሕብረተ-ሰብ ንምፍጣር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ተኻይዱ።

ብሃንደበት ሞይቱ ዝብል ዜናዊ መርድእ ብምድግጋሙ ኣብ ዜጋታት ስኽፍታ ይፈጥር ኣሎ

ኣብ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሒ ስልጣን ዝጸንሑ ሰባት፡ ሓሚሞም ከም ዝነበሩ ኮነ ዘጋጠሞም ጭቡጥ ምኽንያት ከይተገልጸ፡ ኣቶ እከለ ወይ ኮሌኔል እከለ ዝተባህለ ካብ ክሳብ ብተወፋይነት ዝሰርሐ

Read more: ኣብ ለንደን ሕድሕድ ምትእምማን...

22 ቶን ካብ ኤርትራ ዝተለእከ ወርቂ ከም ዘጻረየ ሜታሎር ዝተባህለ ኩባኒያ ስዊዘርላንድ ሓቢሩ።

ህግደፍ ንባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብተራ ሓተታ ክገልጾ ምፍታኑ፡

ነዛ ክብርቲ ዕለትን ህዝቢ ኤርትራን ዘለዎ ትሑት ግምት ዘርኢ ምዃኑ ተፈሊጡ።

Read more: 22 ቶን ካብ ኤርትራ ዝተለእከ...

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel