• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ኣገናዕ ክፍሊ ባህሊ ድሕነት

E-mail Print
User Rating: / 0
PoorBest 

 ኣብ ትሕቲ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ ዝብል ዕጥቂ                       

 ክፍሊ ባህሊ ከም መዛናጊዒ ጥራሕ ዘይ ከንኩም ብመያኹም ኣብ ህዝብና እተሕልፍዎ መልእክቲ    ብዕምቀቱ ዘፍርዮ ፕሎቲካዊ መኽሰብ ኢጃምኩም ኣብ ህዝብና ዓቢ ተደላይነት ከም ዘለዎ ስለ ነስተብህል በቲ መያኹም ንህዝብና ኣብ ጎኒ

       alt

ካብ ጨንፈር ካሊፈርነያ U.S.A

ኣገናዕ  ክፍሊ ባህሊ ድሕነት

                ኣብ ትሕቲ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ ዝብል ዕጥቂ                           

  ክፍሊ ባህሊ ከም መዛናጊዒ ጥራሕ ዘይ ከንኩም ብመያኹም ኣብ ህዝብና እተሕልፍዎ መልእክቲ    ብዕምቀቱ ዘፍርዮ ፕሎቲካዊ መኽሰብ ኢጃምኩም ኣብ ህዝብና ዓቢ ተደላይነት ከም ዘለዎ ስለ ነስተብህል በቲ መያኹም ንህዝብና ኣብ ጎኒ ተቃዉሞ ደምበ ከም ዝዓስል ክትገብሩ ምዃንኩም ኣይ ንጣራጠርን ፤ኢዚ ኽኣ ማለት ክፍሊ ባህሊ ኣብ ሑሉፍ ተሞኩሮ ሰውራና ምልስ ኢልና እንተ ተዓዚብና ክፍሊ ባህሊ በቲ መዳርግቲ ዘይቡሉ ዘበርከትዎ ደርፍታት ኣብ ጠብላህታ ልቢ ሰብ ኳሕኲሑ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ጭኮና ከም ዝምክት ዝገበረ ክፍሊ ባህሊ ሙዚቃ ኣብ ማህደር ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ምዕራፍ ዘለዎ ኢዩ።

         ክፍሊ ሙዚቃ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ዘለዉ ንህግደፋዊ ጭኮና ከጋፍሑን ከናውሑን ንህዝቢ ኣብ ሓደጋ ክሳጡሑን ዝተጻወቱዎ ዓቢ ኣሉታዊ ታራ ንህዝብና ክንድምንታይ ከም ዝሃሰይዎ በቲ ተጻወትዋ ታራ እውን ንሪኦ ኣሎና፡ ብ  ኣንጻሩ ኣብ ተቓውሞ ደምበ ብዝተወደበ ኣጋባብ ክፍሊ ባህሊ ብዘይ ምጽኑሑ ንህዝብና ብሕጽረት ክፍሊ ባህሊ ንህግደፍ ዘቃልዕ ክምሓላለፍ ዘለዎ ባህልን ምርኢትን ብዘይ ምጽኑሑ ክህሰ ጸኒሑ ኢዩ።

        ክፍሊ ባህሊ ኣብ ፖሎቲካውን ሕብረተሰባውን ቁጠባውን ናይ ምዕባሌ ለውጢ  ከም ምዃኑ መተን ንታራኩም እተበርኩቱዎ ናብ ህዝብና ተሰማዕነት ረኺቡ ኣብ ጎኒ ተቃውሞ ከም ዝዓስል ዘጣራጥር ኣይ ኮነን ዝለዚ ደጊምና ክሳብቲ ብ ኣካል ተራኪብና ኣብቲ ድሙቕ ንህግደፍ ዝሃርም ጓይላኩም ምሳኹም ኮይና ንኽድሰት ደጊምና ኣጀኹም እና በልና ኣገናዕ ንብለኩም።

      ፍርያት ህቡባዊ ባህላዊ ጻዕርኹም ትሪኢሉ ድማ ሩሑቅ ኣይኩኮውንን አዩ ኣጀኩም መሳርሒ  ዝጎደለ ኣባላትኩም ኣባላት ግ.ሃ.ድ.ኤ ክንዓሞ ድልዋት ኢና። 

 ካብ ኣባላት ግ.ሃ.ድ,ኤ ጨንፈር በይ ኤርያ

     ካሊፈርነያ U.S.A

Last Updated ( Monday, 30 November 2009 20:13 )  
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel