ተዛሪብካ ይኹን ኣዘንቲኻ ክውዳእ ዘይኽእል ህልው ግፍዕታት ኣብ ኤርትራ መዔቀኒ ይኹን
መለክዒ ኣብ ዘይርከበሉ ጥርዚ በጺሑ ከም ዘሎ ንዓና ይኹን ንናይ ዓለም ነበርቲ ግሉጽን
ርኡይን እዩ፡፡