እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 23 guests and no members online

ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን ትርከብ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን፡ ብምኽንያት መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ ካብ 3000 ንላዕሊ ዝቑጽሮም ደለይቲ ፈትሕን፡

ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ፡ ዕዉት ዝኾነ ብዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊን፡ ከምኡ ኸኣ ብድሕሪ’ቲ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ዘሕለፎ ለበዋ መሰረት፡ ካብ ነፍሲ-ወከፍ’ተን ጥርኑፋት፡ ተሳተፍቲ ከተማታት፡ ክልተ ብቑዓትን፡ ውፉያትን፡ ሰባት መሪጸን ናብ’ታ ኣብ ከተማ ኒዩ- ዮርክ እትርከብ ላዕለወይቲ ኣቀናባሪት ሽማግለ፡ ንኽልእካ ሰለ ዝተወሰነ፡ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ከተማ ሲያትል’ውን ፡ ነቲ ውሳኔ’ቲ ንምትግባር፡ ንዕለት 29 ወርሒ ሕዳር፡ 2015 ህዝባዊ ኣኼባ ወሲና ኣላ።

እዚ ኣኼባ’ዚ ዓቢ ኣድላይነት ስለ ዘሎዎ፡ ኩልና ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን፡ ተቐማጦ ሲያትልን ከባቢኣን ፡ ኤርትራውያን፡ ብናይ ሕሊና ሓላፍነት ተደሪኽና፡ ንኹሎም ኣብ በቢ ከባቢና ዝርከቡ ኤርትራውያ፡ ብምሕባር ኣሳቲፍና፡ ንኽንሳተፎ ብኽብሪ ትዕድም ኣላ።

ኣኼባ ዝግበረሉ ኣድራሻ ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ እዩ፡

Eritrean Community Center                                                           

2402 East Spruce Street

Seattle Washington 98122

ብደሓን ምጹ!

ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን።

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

Show Panel