እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 22 guests and no members online

ሰላም ደቂ ኤረይ ደለይቲ ሰናይ፡«፡ሐቂ ደፊንካ ዝመጽ ዓወት የለን፡«፡ባሕርን ከምዘይ ነጽፍ፡«፡ ዓሳን ከምዘይ መውት ካብ ምዃን፡«፡ንደንበ ተቃውሞ ከምቲ ተርኽቦ ናይ ሱዳን፡«፡ካብ ኢትዮጵያ፡«፡ ብዘይ ሌላን ጉሌላን፡«፡ ንኹሎም እንተ ዝሰጉዎም ሐዲኡ ምፈለጠ፡«፡

ተኣሲሩ ኢትዮጵያዊ

ጸረ ዘይፍትሐዊ

ረመጽ ሪጊጹ ሐዊ

ደሙ ኣፍሲሱ ህዝቢ

ፍርያት ህዝባዊ ናዕቢ

እዩ ዶክተር ኣብይ፡«፡

ህዝቢ ኤርትራ ሐርነት ክጥዕሞ

መጸዋዕታ ንደንበ ተቃውሞ

ንዓመታት ወዘኽዘኽ ዝጠዓሞ

ወፍሪ ቦዂሩ ሲኢኑ ዝዓሞ«

ንመራሒ ሲኢና ዝብሉ

እዚ ዩ እቲ መልሲ

ብቃልሲ መሰል ፍትሒ

ብቃልሲ ግዝኣተ ሕጊ

ብቃልሲ ቅዋም ደሞክራሲ«

ኤርትራዊያን ሎሚ ቕነ

ሕልምና መስደምም ኮነ

ከይተወደብካ መራሒ ሲኢነ«

ዓገብ

ኣብ ድያስፖራ ኮንካ

ፋሕ ፋሕ ኢልካ

ኣነ ኣነ እንዳ በልና

መራሒ ሲኢና«፡

ምስቲ ኣብ ዓዱ ዝተቃለሰ

ምስቲ ዋጋ ዝኸፈለ

ንመሰሉ ደሙ ዘፍሰሰ

እቲ ኢዱ ከይሐወሰ

ኣብ ተባህለ ሜሬቱ ዝመሰ

መራሒ ሲኢና እንተ በለ

ዝገርም መስደምም ክብል ኢለ«፡

ዓገብ እሞ ሹዑ

ኣብ ባይታ ወሪድካ

ምስ ምክልኻል ሐቢርካ

ተድሕኖ ንህዝብኻ«፡

ፍታሕ ምስ ቲ

ሐቀኛ ፍትሒ ዝደሊ

ኣብ መንጎ ኣትዩ ዘይፋላሊ

ይካል ዩ ንህግደፍ ክንኣሊ«፡

ካብኡ ዝተረፈ

ደቂ ኤረይ ኣይንተሃመል

ካብ ውዲተኛታት ሰብ ኣመል

ሰብ ዕላማ እዮም ሰብ መትከል«፡

እወ

ኪዳን ኣለዎም ከይጣለሙ

ካብ ህግደፍ ህዋሐት ለብሙ

ሕጂ ውን ውዲት ከይኣለሙ

ሃየ ብእዋኑ ብስኒት ሰጉሙ«

ሕኸኸኒ ክሐካካ ክይከውን

ግዜ ከይወሰድና ንወስን

ቃልስና ኣብ ባይታ ክኸውን«

ወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና«ስዕረት ንህግደፋዊያን ዓንገልቶምን፡«፡ ካብ ዉሽጡ ሑሩር«ብኣባል ተሐኤ፡«፡በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡«፡

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel