እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 40 guests and no members online

ሰላም ደቂ ኤረይ ደለይቲ ሰናይ ኣለና ዶ፡«፡ዓገብ እባ ንበል፡«፡ጩጉራፍ ሃሪማ ተእዊ፡ጉዳይና ዓዚዙና እንበር ኣለና፡«፡ካብ 81 ኣትሒዝኩም፡«፡ንህዝቢ ባደመ ሜሬቱ መንዚዕኩም፡«፡ስለ ዝመቀረኩም ንውሳኔ፡«፡ ምቅባል ንተጋሩ ሕጂ ጸላዕላዕ ኢሉኩም፡«፡

መስደምም ካብ ኤርትራ ኢሮብ ይዓቢ፡«፡ብድሕሪት መን ኣሎ፡ ስብሐት ምስ ጉጅለኻ ናይ ዓቕሊ ጽበት ከይከውን፡«፡ ብውሳነ ውዕል ኣልጀርያ ኣሚንካ ዲኻ ተገዲድካ፡«፡ ሕማቅ ከልቢ ኣዛብእ ምስ ከዱ;; ይነብሕ ከይከውን ምእንቲ፡«፡

ከም ኤርትራዊ ደላዪ ፍትሒ መጠን«ካብ ሑሉፍ ተመኩረይ ተበጊሰ ከምዚ ክብል«ካብ ናይ ጉጅለ ህግደፍን«ካብ ናይ ሕዋሐት ፖሎቲካን,,ክውዕየካ ብማንካ ክዝሕለካ ብኢድካ ንጠንቀቕ፡«፡

ኢህወደግ ደንጒኹም በቲ ውሳኔየ ጥራይ ዉጹ« ሜሬት ኤርትራ ናብቲ ይኺድ፡ ኤርትራዊያን ዘይሜሬትና ኣይንደልን ኢና፡«፡ ሜሬት ኤትዮጵያ ናብቲ ይኺድ«ኣብ ባይቶ ኮፍ ኢልካ ብኽልቲኡ ህዝብታት ይፍታሕ«ሹዑ ከብትና ምስ ሰናይ ጉርብትና ጽባሕ«ኣብ ሩባ ወሪደን ከም ቀደመን እንባሕ እንባሕ ክብላ፡«፡

ንኤርትራዊያን ወሪዱና መዓት

ንጠንቀቕ ካብ ክልተ ጎራሐት

ደቂ ኤረይ ካብ ህግደፍ ህዋሐት

ቃልስና ይኹን ብብልሐት፡«፡

ወኪል ዝሰኣነ ናይ ኤርትራ ህዝቢ

ሕንሳብ ካብ ኤርትራ ኢሮብ ትዓቢ

ክንዲ ዓገብ ተጋሩ ንህዝባዊ ናዕቢ

ቱታ ይብሉ ኣለዉ ኑኡስ ምስ ዓቢ፡«፡

እወ

ኢሰያስ ምስ ጉጅሉኡ ዝወለዖ

ምስ ጉጅለ ስብሐት ነጋ ዘባረዖ

ንኤርትራዊ ሜሬቱ ዝመንዝዖ

መን ድዩ

ንህዝቢ ባድመ ደም ዘንበዖ፡«፡

ክውዕየካ ብማንካ

ክዝሕለካ ብኢድካ

ን16 ዓመት ትም ኢልካ ጸኒሕካ

ንውሳኔ ኣልጀርያ ነጺግካ

ባድመ ናትና እንዳ በልካ

ኣብ ሕጂ በጺሕካ

ሰላማዊ ሰልፊ እንተ ገበርካ

ኣሕዋት ኢና እንተ በልካ

ትግራዋይ መንዩ ክሰምዓካ፡«፡

እዚ ኩሉ እንታይ ኣምጸኦ

ብያን ምቅባል ከሎ ዝፈትሖ

ባድመ ናትና ዝብል ጭርሖ

ንህዝብታት ንሰላም ዶ ይመርሖ

ብስኒት ምንባር መዓስ የብቀዖ፡«፡

ዘይሜሬትካ ምጥማት ፍታሕ ኣየምጽእን ዩ

ህዝቢ ኤርትራ ዘይሜሬቱ መዓስ ተመንዩ

ንነጻነቱን ንሐርነቱን ዩ ን30 ዓመት ደምዩ፡«፡

ካብ ሰናይ ጉርብታና ዝምነ

ወዲ ኤርትረያ

ቀልጢፋ ደንጒያ

ኤርትራ ብቅዋም ክትምራሕ እያ

ቀልጢፋ ደንጒያ

ባድመ ናይ ዋናታታት ክትከውን ያ፡«፡

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፡«፡ካብ ዘይናቶም ዝምነዩን፡ካብ ጭፍራ ህግደፍን ዓንገልቶምን ኣጋላግለና፡«፡ ዓገብ እባ ንበል,, ብዉሽጡ ሑሩር በርሀ ዑቅባዝጊ ኣባል ተሔኤ፡«፡ ካብ ሃገር ጀርመን፡«፡

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel