እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 17 guests and no members online

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

ጋዜጣዊ መግለጺ

ሓሙሻይን ናይ መወዳእታን መዓልቲ 2ጉባኤሎሚ መዓልቲ፡ 24 መስከረም 2017 ዓ. ፈ. ቅድሚ ቀትሪ ምምራጽ መሪሕነት ብጽፉፍ ኣገባብ ተኻይዱ፡ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ድማ ንናይ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ ናይ ክብሪን ወግዒን መዛዘሚ ምኽንያት ብምግባር ብወናማት ናይ ደግሓኤ ክፍሊ ባህሊ ምስ ወናማት ደለይቲ ፍትሒ ስነ-ጥበባውያን ከም በዓል ኪሮስ ኣስፍሃ ተሰንዩ፡ ወጋሕ ትበል ለይቲ ከምዝተኻየደ ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን መሓዙትን ምሕባርና ዝዝከር ኢዩ።

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ዕምቆትን ስፍሓትን ሓላፍነትን ዝመልኦ ህዝቡን ሃገሩን ንምድሓን ናይ ቀረባን ናይ ርሑቕን ዕማምብጽፈት ዘቃንዔኮይኑንጉዳይ ጉባኤ ገምጊሙረዘንቲ ፖለቲካዊ ውሳኔታትን፡ ጽማቝ ደምዳሚ መግለጺንኣጽዲቑ። እዚ ካብ ኩሎም ኣካላት ሕብረተ-ሰብና ብፍላይ ከኣ ካብ መንእሰያትን ደቂ-ኣንስትዮን ዝተሳተፍዎ ካልኣይጉባኤ፡ ብመሰረት ሓድሽ ሕጊ-ህንጻ፡ 19ዝኣባላታ ማእከላይ መሪሕነት(17ቀወምቲ ምስ ክልተ ተጠባበቕቲ)ሰለስተተቖጻጸርትን፡ ብደሞክራስያዊ መንገዲ ኣብ ውሽጢ ጉባኤተመሪጻ።ብመንገዲ ውድባዊ ሰሚናር ኣቢሉ ዝዳህሰሶን ዝተመያየጠሉን፡ ካልኣይ ጉባኤ ሓሙሽተ መዓልታት ጽዑቕን፡ ዓሚቝንርሱንክትዓት ተጸሚዱ ድሕሪ ምቕናይኢዩብክብ ዝበለ ድምቀትን ዓወትን ተዛዚሙ

ውድቀት ንጸረ-ህዝቢ ስርዓት ህግደፍ!

ዓወት ንካልኣይ ውድባዊ ጉባኤና!

ዓወት ንሓርነታዊ ቃልስና!

ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና!

ብክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ካብ ቦታ ጉባኤ

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ/ደግሓኤ/

24መስከረም 2017

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel