እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 11 guests and no members online

“Eritrea from colonialism to the Founder of Human trafficking and Modern slavery”

ሰላምክቡራትነበብቲ፡

ብመጀመርያምስእዛ 1ይቲታሪኻዊሰነዳትዝሓዘትመጽሓፈይኤርትራካብመግዛእቲናብመስራቲምንጋድደቂ-ሰባትንዘበናዊባርነትን” “Eritrea from colonialism to the Founder of Human trafficking and Modern slavery” ትብልከላልየኩምኣፍቅዱለይ፡መጽሓፈይብእንግሊዝኮይናክሳብ 718

ገጻትዝሓዘትኢያ፡ ሓቝፋቶ ዘላ ሰነዳት ድማ ጥንታዊ ታሪኽን፡ ጕዕዞ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ክኸውንከሎ፡ ከምኡ ድማኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክወርድ ዝጸንሔን ዘሎን ግህሰታትን ግፍዒታትን መቕዘፍትን ብምሁራትን፡ ጋዜጠኛታትን፡ ብመንግስታትን፡ ብገበርቲሰናይን፡ብተጣበቕቲ ማሕበራትን፡ ብውድብ ሕቡራት ሃገራትን ምስ ናተይ መሰነይታ ጽሑፍን ዝተፈላለየ ስእልታትን፡ምሳሌታትን ብሂላትን ናይ ዝተፈላለዩ ፊሎዞፈርስ ዝሓዘት መጽሓፍኢያ፡ ብፍላይ ትሕዝቶ መጽሓፈይ ነቶም ኣብ መጽናዕትን፡ ምስ ናድ ታሪኽን፡ ምጽሓፍን፡ ምምሃርን ዘለዉ ድማ ኣድላዪት ኢያ፡ ኣብ ሓጺር መዓልቲታት ድማ ኣርእስትታት ትሕዝቶ መጽሓፈይ ምስ ሓጺር መግለጺ ኣብ ዝተፈላለየ ወብሳይት ምስ ስእሊ መጽሓፈይ ክትወጽእ ምዃና ንኹሎም ተገደስቲ ክሕብር ደስይብለኒ። መጽሓፍ ክገዝኡ ንዝደልዩ ተገደስቲ ድማ በዚ ዝስዕብ ኢሜይል This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ክጠልቡ ይኽእሉ ኢዮም።

የቐንየለይ! ኣምላኽ ይባርኽኩም፡

ምስሰናይትምኒት    

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel