እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 46 guests and no members online

ክቡራት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ እንኳዕናብዛ ታሪኻዊት ዕለት 8 መጋቢት ኣብጽሓና

ናጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመን በዚ ኣጋጣሚ ሰንበት ዕለት 12 መጋቢት 2017 ካብ ሳዓት 12፡00 ክሳብ ሰዓት 15፡00 ኣብ ከተማ ካስል ከተብዕል ምዃና ትሕብር።

ሰፊሕ ባዓል ክትገብርን ዕድመ ናይ ብዓል ኣቐዲማ ክትዝርግሕንኳ ኣድላዪኳ እንተነበረ፡ ካብ ድልየትና ወጻኢ ብዝኾነ ምኽንያታት ግን ናይ ሎሚ ዓመት 8 መጋቢት ብሕጽር ዝበለ ኣገባብ ከነብዕሎ ምኻና ንገልጽ። ስለዚ ኩልኽን ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት እትግደሳ ደቂ-ኣንስትዮ፣ ነዚ ተዳልዩ ዘሎ ናይ ቡኒን ሻሕን ሽምዓ ምውላዕን ምዝንጋዕን መደብ ሓቢርና ክንውዕሎ ደስ ይብለና ብኽብሪ ንዕድምን።

ባዓል ዝግበረሉ ቦታ

Giessberg str.23

34 117 Kassel እዩ

ኣደ መንበር ናጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ዞ.ኣ ጨንፈር ጀርመን

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel