• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.
ቆጸራታት Appointment

Filter 

  • ሕይውነታዊ ጻውዒት ንክፍለ ሰራዊት ሓምሳን ሾብዓተን (57)

    ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣባላት ክፍለ ሰራዊት 57 ሕይውነታዊን ሰውራዊ ሰላማታና ነቀድም ...
  • እገዳ ንህግደፍ ዶ? ንህዝቢ ኤርትራ።

    እገዳ ንህግደፍ ዶ? ንህዝቢ ኤርትራ። ሚካእል ኣጎስቲኖ(ጀርመን) ጥሪ 8.01..2010  ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ንስኻ ከም ትፈልጦ እዛ ሃገር እዚኣ ሃገር ንኽትከዉንን፡ ህ...
  • ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኤ ዲ ኪ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)

    እዚ እገዳ እዚ ነቲ ዘስዕቦ ጉድኣት ጥራሕ ዘይኮነ እቲ ዘይተጸበናዮን ዘይሓሰብናዮን ዘይንምነዮን ንጸላን ሰብ ገበንን ኣብ ዓለም ስለጸወዓና እዛ ክብር ደም ዝ...
  • ህግደፍ ድሕሪ ደጊም ኣይድሕን ኣየድሕን

    ህግደፍ ድሕሪ ደጊም ኣይድሕን ኣየድሕን   ብናይ ሓደ ሰብ ሳንቡእ ዘስተንፍ ሃላሊ ወተሃደራዊ መንግስቲ ህግደፍ ካብ ካልእ ግዜ ብዝተፈለየ ኣብ ደረት ትርኢ...
  • ናይ ትግርኛ ብሄራዊ ውዳቤ ንምንታይ ደንጊዩ?

    ጉዳይ ምርግጋጽ ሃገራዊ ናጽነት ተወዲኡ፡፡ ኣብ ጉዳይ ምህናጽ ሃገር (state building) ግን ነፍስ ወከፍ ብሄር ነናቱ ኣረኣእያን መርገጺ ኣለዎ፡፡ ነፍስ ወከፍ ብሄር ...
  • ደምዳሚ መግለጺ

      ፈጻሚ ኣካል ህልዊ ሃገራዊ ኩነታትና ኣመልኪቱ ኣብ ዝረኣየሉ፡ እቲ ስርዓት ኣብ ነፍሰ-ወከፍ ሓዲሽ ዓመት መጸ፡ ህዝቢ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ብሰንክ’ቲ ...
  • ሓጺር መብርሂ

    ዕላማ ናይዚ ሓሶት’ዚ  ዝኣመቶ ሸቶ ፉሉጥ ብምዃኑ ሰፊሕ መብርህታት ክንህበሉ ብዙሕ እንግደደሉ ጉዳይ ኣይኮነን። የግዳስ ሓደ ሕቶ ንከነልዕል ንግደድ፡ ን...
  • Breaking News

    Breaking News Berhane Woldesillase detained, NOVIB Project Terminated  The crippled regime of PFDJ, economically, is crippled more and this time is winding up projects due to budgetary constraints. As such, the Koona dirga project,   ...
  • ዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን ይንህር ኣሎ፡

    ዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን ይንህር ኣሎ፡ ብሰንኪ ገደብ ኣልቦ መሪር ጭቆና ስርዓት ህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና  ብዘይድሌቱ ዝፈትዋ ሃገሩ ንድሕሪት ራሕሪሑ እግ...
  • ዘሕዝንን ዘስደምምን ዜና፡

    ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን፡ ቤት ፍርዲ ሹወክ ብመሪሕነት ዳኛ ሓትም መሓመድ ዓሊ ብዕለት 27 ታሕሳስ 2009፡ ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ፍርዲ፡ ኣብ ልዕሊ ሓደ ካብ ስርዓት ህግ...
  • ዝርዝር ሓባራዊ ወተሃደራዊ ስርሒት ግሃድኤን ዲውዓቀባን፡

    ኣብ መፈለምታ ዕለት 1 ጥሪ ሓድሽ ዓመተ 2010 ኣጋ ወጋሕታ ጀጋኑ ኣሃዱታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ (ግሃድኤ)ን ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ (ዲውዓ...
  • በርቃዊ ጽፍዒት ኣብ ልዕሊ ኣባላት ስለያ ስርዓት ህግደፍ፡

    ጀጋኑ ዕጡቕ ኣሃዱታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ዲሞክራስያዊ ውድብ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋርን ብሓባር ኣብ ዝተዋሃሃደ ውሕሉል መጽናዕታዊ ወተሃደራዊ ስርሒ...
  • ጋዜጣዊ መገልጺ

    በዚ መሰረት ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ንመበል 1907 ውሳነ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ብትሪ እናደገፈ፡ እቲ ውሳነ ቅኑዕ፡ ሓላፍነታውን ቅቡልን ኣቕጣጫ ኣንጻር እቲ ...
  • Eritrean politics breed dictators in the name of national unity?

    The so called Eritrea was created by the colonial process of the Western countries from 1890. Eritrea is inhabited by ethnic diversities with different geographical diversity, thus the highland the homeland of the Tigrinyans and the western and eastern lo...
  • ዓይኒ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ህግደፍ ክዓረፍ ዝገብር ቅኑዕን ናይ መጀመሪያን ስጉምቲ።

    ህ.ግ./ህግደፍ ኣብ ታሪኹ ንጹር ኣድማሳዊ መምዘኒታት ዝወሃቦ ፖለቲካዊ መርገጻት ወኒኑ፡ ብኡ መሰረት ንዜጋታት መልሚሉ ኣባላት ኣፍሪዩ ይዋሳእ ነይሩ ክትብሎ ...
  • ህግደፍ ትማልን ሎምን

    እስከ ቅድሚ ናብ’ቲ ካልእ ምሕላፈይ ብዛዕባ ኣብ በረኻ እንከሎ ዝገበሮ ገለ ክብለኩም፡ “መን የርድእ ዝቐበረ፡ መን ይንገር ዝነበረ” ስለ ዝኾነ፡ ገለ ...
  • ንሽግራትና ነጽናዓዮ እሞ መፍትሒ ንርከበሉ።

    ንሽግራትና ነጽናዓዮ እሞ መፍትሒ ንርከበሉ። ክቡራት ህዝቢ ኤርትራ ብቐዳምነት ልባዊ ሰላምታይ ተቐበሉ                                   ተቓሊስካ...
  • ዲምሓኩኤ ንቀጻልነትን ክብሪን መትከልን ስውአቱን ተጋደልቱን ንምዕካብ ይቃለስ፡፡

    ብሄር ኩናማ ሓርነታዊ ነጻነቱ ንምርግጋጽ ኣብ 1995 ውድብ መስሪቱ፡፡ ዲምሓኩኤ ፖለቲካዊ መደብ ዕዮን መልክዕ ውዳቤኡ ቅድሚ ምንጻር ብውድብ ጋሽ ሰቲት ከም ዝፈ...
  • Ishmael Nada signed and hammered

    Ishmael Nada signed and hammered the final nail on the coffin of Democratic Resistance of Gash and Setit Organization          DMLEK’s Veteran fighters   ...
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ሓተታ Poll

ሃገራዊ ዋዕላ ን ደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኽካየድ ምውሳኑ፡ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ዩ ዶ ትብሉ/ላ?
 

ኣብ መርበብ Online

We have 26 guests online

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel