ብምኽንያት መበል 59 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ

Published: Tuesday, 01 September 2020
Written by Super User

DFfEUˆህዝብ ትራ ኣብ ኣይ ዓለም 1941 ጣልያን ተሳ ካብ ኤርትራ ተጸ ኣብ ነጻን ልኡላዊትን ሞክራስያዊት ዝኾነት ሃገረ ርትራ ንምምራት ተኻ ኣገባብ ቃልሲ ዕለ-ያል ሃገር ኣሜካን መሻ ዝኾነ ስርዓት ሃይ ርያ ማዕርታዊ ሳትፎ ዘይብሉ ላዊ ምትስሳር፡ ጺሉ ንሳውንውን ሓይሊ /ብዓ/ ኣብ ትሕቲ ዛእቲ ኢትዮጵያ ክትድቕ ከም ዝገበሩ እሰ ሉጽ ሓቂ ፡፡

Read more: ብምኽንያት መበል 59 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ

ደምበ ተቓወምቲ ኤርትራ ካልኣዊ ፍልልያትና ብግቡእ እናኣመሓደርና፡ ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር / ጽላል/ መስሪትና ክንቃለስ ሕጂ’ውን ዕቱባት ክንከውን ይግባእ፡

Published: Sunday, 16 August 2020
Written by ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

DFfEUˆኣብዚ ግዜ’ዚ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ሓርነታዊ ቃልስና ንከይዕወት ካብ ዘደናጉዮ ዘሎ መሰረታዊ ምኽንያት፡ ተቓዋማይ ሓይልና ዓቕሙን ፍልጠፍልጠቱን መሊኡ ኣወሃሂዱ ኣንጻር ናይ ሓባር ጸላኢ /ህግደፍ/ ዘቃልስ ሰፊሕ ግንባር /ጽላል/ መስሪቱ፡ ብምትእምማንን ምድግጋፍን ክቃለስ ዝኽእል ጥሙር ሃገራዊ ሓይሊ ብምውናን ክቃለስ ይበቅዕ ብዘይምህላዉ እዩ፡፡

Read more: ደምበ ተቓወምቲ ኤርትራ ካልኣዊ ፍልልያትና ብግቡእ እናኣመሓደርና፡ ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር / ጽላል/ መስሪትና ክንቃለስ ሕጂ’ውን ዕቱባት ክንከውን ይግባእ፡

ስርዓት ህግደፍ ክራማት መጸ ብምግቢ ነብስና ምኽኣል ዝብል ጭርሖ እናልዓለ ዝምድር፡ ሕጂኸ ንመን ከታልል እዩ፡

Published: Sunday, 16 August 2020
Written by ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

DFfEUˆስርዓት ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ብሓይሊ ብረት ፖለቲካዊ ስልጣን ካብ ዝሕዝ ግዜ ጀሚሩ ህዝቢ በብደረጅኡ ተጠቃሚ ዝኾነሉን ማሕበራዊ ፍትሒ ዝነግሰሉን ልምዓታዊ ቁጠባዊ ፖሊሲ ዘይብሉ ክነሱ፡ ብሓፈሻ ህዝብና ብፍላይ ካኣ እቲ 85% ዝኸውን ኣብ ሕርሻ ዝምርኮስ ገባራይ ሕብረተ-ሰብና ብመግቢ ነብሱ ክኽእል ኣለዎ ብዝብል ዓመት መጸ እናጨረሐ እነሆ ናብ 30 ዓመታት ተገማጊሙ ህዝብና ብመግቢ ነብሱ ከይከኣለይከኣለ ሓሳረ-መከርኡ ይርኢ ኣሎ፡፡

Read more: ስርዓት ህግደፍ ክራማት መጸ ብምግቢ ነብስና ምኽኣል ዝብል ጭርሖ እናልዓለ ዝምድር፡ ሕጂኸ ንመን ከታልል እዩ፡

መድለዪ